ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሴ ምስሊ ሰዓሪት ኢትዮጵያ ኢዩ -ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርኪ ህንፀት ግድብ ህዳሴ ኣብዚ ምብፅሑ ምስ ተፋሰስቲ ሃገራት ሩባ ኣባይ ዝበለፀ ንኽንተሓባበር በሪ ዲፕሎማሲ ከምዝኸፍት ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። መብሰሪ መርሃ ግብሪ ሳልሳይ ዙር ምልኢት ማይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 3ይ ዙር ምምላእ ማይ ኣብ ዝተሓሰበሉ እዋን ክንዛዝም ስለዝኸኣልና ንኹልኹም ደቂ ኣባይ እንኳዕ ደስ በለኩም ደስ በለና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2022 0 "3ይ ዙር ምምላእ ማይ ኣብ ዝተሓሰበሉ እዋን ክንዛዝም ስለዝኸኣልና ንኹልኹም ደቂ ኣባይ እንኳዕ ደስ በለኩም ደስ በለና" - ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ********* “3ይ ዙር ምልኢት ማይ ህድብ ህዳሰ ብዓወት ተዛዚሙ፡፡ ኣብ ሩባ ኣባየ ግድብ ንምህናፅ እንትንለዓል እቲ ሩባይ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባይ ዝግበአና እናትረፈ፥ ዝግበኦም ምሃቡ ክቕፅል ኢዩ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባይ ዝግበአና እናትረፈ፥ ዝግበኦም ምሃቡ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ÷ ሎሚ መዓልቲ ሳልሳይ ዙር ምዝዛም ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኣብሲሮም፡፡ ኣብ መብሰሪ መደረኦም÷ “ንመላእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሳልሳይ ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ምምላእ ማይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዕ ዉ ት ኩነታት ተዛዚሙ። ምስ ምእታው ክረምታዊ ወቕቲ ተተሓሒዙ ንሳልሳይ እዋን እናተኻየደ ዝፀንሐ ምልኢት ማይ እቲ ግድብ ብዓወት ተዛዚሙ ኣብዚ ሕዚ እዋን ማይ ብጫፍ እቲ ግድብ እናፈሰሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ብስምምዕነት ውፅኢት ምምፃእ ከምዝከኣል ገሊፆም Desta Aug 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሃገራት ታሕተዋይ ተፋሰስ ኣብ ክሊ ላዕለዋይ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብስምምዕነት ውፅኢት ምምፃእ ከምዝከኣል ኣሚነን ክሰርሓ ከምዝግባእ ኣገንዚቦም። ስነ ስርዓት ምጅማር ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ኣብ ፅኑዕ ሰረት ምንባር ሓላፍነት እዚ ትውልዲ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Aug 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕልሚን ባህጊን ኣቦታትና ብምብሳር ሃገር ኣብ ፅኑዕ ሰረት ምንባር ሓላፍነት እዚ ትውልዲ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምጅማር 270 ሜጋ ዋት ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት ምጅማር ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ Desta Aug 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ምጅማር 270 ሜጋ ዋት ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ። ሎሚ ዝጅመር ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዩኒት 9 ኢዩ። 270 ሜጋ ዋት ምፍልፋል ሓይሊ ዘኽእል ኢዩ። ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ፀፅታን ድሕንነትን እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ብምግምጋም ኣንፈታት ኣቐሚጡ Desta Aug 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ፀፅታን ድሕንነትን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ድሕንነት ብምግምጋም ኣንፈታት ኣቐሚጡ። ኣብቲ መድረኽ፥ ቅድም ኢሎም ተለሊዮም ዝነበሩ ሃገራዊ ስግኣታት መሰረት ብምግባር ዝተሰርሑ ስራሕቲን ዘጋጠሙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ወፍሪ ቀጠና ግድብ ህዳሰ ሰላም ንምርግጋፅ እናሰርሐ ከምዝርከብ ምክትል ኣዛዚ ክፍለ ጦር ሜካናይዝድ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Aug 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብ ወፍሪ ቀጠና ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ሰላም ንምርግጋፅ ለይቲን ቀትሪን እናሰርሐ ከምዝርከብ ምክትል ኣዛዚ ክፍለ ጦር ሜካናይዝድ ገሊፆም። እቶም ምክትል ኣዛዚ ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ሜካናይዝድ ሰፋሕቲ ወፍሪታት ብምፍፃም ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መፍረያይነት ስርናይ Gebremariam Weldegerima Aug 7, 2022 0 ኢትዮጵያ መፍረያይነት ስርናይ ንምዕባይ ዓብዪ ፃዕሪ ትገብር ከምዘላን ኣብዚ ዓመት ልዑል ውፅኢት ትፅቢት ከምዝግበርን ተገሊፁ። በዚ መሠረት፡- ኣብ ዘመነ ምህርቲ ሕርሻ 2015 ዓ/ም ድማ 400 ሚሊየን ኩንታል ብኣናእሽተይ ትሕዝቶ ሓረስቶትን ሰበኽ ሳግምን ንምፍራይ ትልሚ ተታሒዙ ኣሎ። ኣብ…