ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ናሚቢያን ሰነድ ስምምዕነት ዲኘሎማሲያዊን ፖለቲካዊን ምይይጥ ተፈራሪመን Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ናሚቢያን እናተኻየድ ኣብ ዝርከብ ስሩዕ ኣኸባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ሰነድ ስምምዕነት ዲኘሎማሲያዊን ፖለቲካዊን ምይይጥ ተፈራሪመን እቲ ሰነድ ስምምዕነት ምክትልን ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ትርጉም ሕገ-መንግስቲ ኣመልኪቱ ዝቐረቡ ውሳነ ሓሳባት ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ ብመፃረዪ ጉባኤ ጉዳያት ሕገ-መንግስቲ ትርጉም ዝቐረበ ሕቶ ትርጉም ሕገ-መንግስቲ ኣመልኪቱ ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ተዛቲዩ ኣፅዲቑ። እቲ ቤት ምኽሪ በቲ መፃረዪ ጉባኤ ትርጉም የድልዮም ብዝብል በቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ተፀኒዖም ካብ…
Uncategorized ሃገርና ዝጀመረቶ ጉዕዞ ምዕባለ ትፅቢት ዝግበረልና ኣስተዋፅኦ ብምብርካት ዝተኸበረት ኢትዮጵያ ንወለዶ ክነረክብ ኢና – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ዘመናዊ ህንፀት ሰራዊት ጋህዲ ካብ ምግባር ሓሊፉ ሃገርና ዝጀመረቶ ጉዕዞ ምዕባለ ትፅቢት ዝግበረልና ኣስተዋፅኦ ብምብርካት ዝተኸበረት ኢትዮጵያ ንወለዶ ክነረክብ ኢና ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝገጠመና ማሕለኻ ንምስጋር ማሕበራዊ ክብርታትና ክነጠናኽር ይግባእ – ኣፈ ጉባዔ ታገሰ ጫፎ Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ሃገር ዘጋጠሙ ሰብ ስራሕን ተፈጥሮኣዊን ማሕለኻታት ንምስጋር ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ማሕበረሳዊን ተፈጥሮኣዊን ክብርታት ምክንኻን ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ እቲ ጉጅለ ይዳኸም ኣሎ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ Desta Jul 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ እቲ ጉጅለ ይዳኸም ኣሎ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ከበደ ዴሲሳ፥ መንግስቲ ምስ ህዝቢ ብምዃን ኣብ ልዕሊ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፅባሕ ስሩዕ ኣኼቡኡ ከካይድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jul 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ 6ይ ዘበን ፓርላማ 1ይ ዓመት እዋን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ፅባሕ ከካይድ ኢዩ። ዳይሬክተር ኮሙዩኒኬሽን እቲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ተረፈ በዳዳ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ኣኼቡኡ ኣብ ብዙሓት ዛዕባታት ተዛቲዩ ውሳነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ጥንኩር ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ንምትግባር እናተሰናደአት ምዃና ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ዝቕፅል ዓመት ጀሚሩ ጥንኩር ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ንምትግባር ኣብ ምድላው ከምዝኾነት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዳይሬክተር ጀነራል ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ፥ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ (ዜጋ ተኮር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ህዝቢ ብዛዕባ ዝተልዓሉ ሕቶታትን መፍትሒኦምን ብምድሃብ ምይይጥ ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ካብ ህዝቢ ብዛዕባ ዝተልዓሉ ሕቶታትን መፍትሒኦምን ብምድሃብ ሎሚ መዓልቲ ምስ ኣፈፀምቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮታት ይዝትዩ ኣለዉ። ህዝቢ ዘልዐሎም ሕቶታት ሰናይ ምምሕዳር ምላሽ ንኽረኽቡ እቶም ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ድጎማ በጀትን ሓበራዊ እቶትን ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ይዝቲ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ድጎማ በጀትን ሓበራዊ እቶትን ኩሎም ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ኣብ ዝረኸቡሉ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ይዝቲ ኣሎ። ንብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ኩለመዳይ ኣገልግሎት እናሃ ዝርከብ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ድጎማ በጀትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበር ኮሚሽነር ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ስራሕን ምትኩ ካሳ ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም Desta Jul 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኮሚሽነር ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ስራሕን ምትኩ ካሳ ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም። እቶም ኮሚሽር ብገበን ግዕዝይና ተጠርጢሮም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ሓላፊ ረዳት ኮሚሽነር መምርሒ ምርመራ ገበን…