ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ንህዝቢ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኽበፅሕ እናገበረ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴራል ንህዝቢ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኽበፅሕ ኣድላዪ ሃናፂን ግደ እናተፃወተን ሓገዝ ንኽለኣኽ እናገበረን ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ትማሊ ምሸት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ መንግስቲ ንህዝቢ ትግራይ ኣድለይቲ ዝኾ ሓገዛት ምግቢን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ትካል ወሳኒ ኣካል ከይዲ ለውጢ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Mar 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ትካል ወሳኒ ኣካል ከይዲ ለውጢ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኮሚሽን ጉምሩክ ኢትዮጵያ ሰብ ማእኸል ብዝገበረ መልክዑ ንምምሕያሽ ዝፍፅሞ ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውድብ ጥዕና ዓለም “ናውቲ ሕክምና ናብ ትግራይ ንከየብፅሕ ብመንግስቲ ተኸልኪለ” ምባሉ ፍፁም ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ኢዩ-መንግስቲ Desta Mar 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም “ናውቲ ሕክምና ናብ ተግራይ ንከየብፅሕ ብመንግስቲ ተኸልኪለ” ምባሉ ፍፁም ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም፥ ናይቲ ትካል መትከላትን ክብሪታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓደሽቲ ኣምባሳደራት ዝተመደቡለን ሃገራት ዕላዊ ኮይኑ Desta Mar 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኢትዮጵያ ብምውካል ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንዝውክሉ ኣምባሳደራት ናብ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ሹመት ኣምባሳደራትን 18 ጥሪ 2014 ዓ.ም ከምዝተውሃበ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ሰላምን ሰናይ ምምሕዳርን ንምርግጋፅ አትገብሮ ዘላ ደገፍ ዝነኣድ ኢዩ-ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ Desta Mar 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ሰላምን ሰናይ ምምሕዳርን ንምርግጋፅ አትገብሮ ዘላ ደገፍ ዝነኣድ ኢዩ ክብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። እቶም ኣቐባሊ ቃል ኣብ ዝሃብዎ ሰሙናዊ መግለፂ፥ ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝረኣዩ ፀገማት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ጠበንጃ መፍትሒ ኣይኾንን-ምክትል ኣቦ መንበር ፓርቲ ኦፌኮ Desta Mar 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኣዩ ፀገማት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ጠበንጃ መፍትሒ ኣይኾንን ክብሉ ምክትል ኣቦ መንበር ፓርቲ ፌዴራሊስት ኮንግረስ ኦሮሞ ኣይተ ሙላቱ ገመቹ ገሊፆም። ኣይተ ሙላቱ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ፓርቲኦም ዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እናካየዶ ዝርከብ ምምሕያሽ ውዳበ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ትግበራ ከምዝእቶ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እናካየዶ ዝርከብ ምምሕያሽ ውዳበ ተዛዚሙ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ትግበራ ከምዝእቶ ኣፍሊጡ። ኣብ ቀረባ እዋን ምደባ ካብ ሞንጎ ዝተገበረሎም ኣምባሳደራት ዝተወሰኑ ዝተመደቡሉ ከባቢ እንተይከከዱ ኣብ ውሽጢ ሃገር ኮይኖም ንኽሰርሑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ኣባላት ኮሚቴ ፓርላማ ጉዳያት ወፃኢ፣ ምክልኻልን ድሕንነትን ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Mar 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ኣባላት ኮሚቴ ፓርላማ ጉዳያት ወፃኢ፣ ምክልኻልን ድሕንነትን ታንዛኒያ ተዛቲየን። እቶም ኣባላት ፓርላማ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ታንዛኒያን ዘሎ ርክብ ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ከምዝሰርሑ ገሊፆም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ቻይናን ካልኣይ ዙር መድረኽ ዘተ ፖለቲካ ኣካይደን Gebremariam Weldegerima Mar 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቻይናን ካልኣይ ዙር መድረኽ ዘተ ፖለቲካ ኣካይደን። ኣብቲ መድረኽ፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴንን ሓጋዚ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዴንግ ሊ ተዛቲዮም። ኣብ ክልቲኣዊ፣ ቀጣናዊን ሓበራዊ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ዴሞክራሲ ብዘይምህላዉ ኣብቲ ክልል ዘለዋ ሃይማኖታዊ ትካላት ብናፅነት ክውስና ኣይኽእላን – ኣይተ ያሲን ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Mar 16, 2022 0 ኣብ ትግራይ ዴሞክራሲ ብዘይምህላዉ ኣብቲ ክልል ዘለዋ ሃይማኖታዊ ትካላት ብናፅነት ክውስና ኣይኽእላን - ኣይተ ያሲን ኣሕመድ ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዴሞክራሲ ብዘይምህላዉ ኣብቲ ክልል ዘለዋ ሃይማኖታዊ ትካላ ብናፅነት ክውስና ከምዘይኽእላ ፕሬዚዳንት ፐብሊክ…