ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ፀጋ ኣራጌ ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ኮይኖም ተሸይሞም Gebremariam Weldegerima Mar 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ንኣይተ ፀጋ ኣራጌ ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ገይሮም ሾይሞምዎም። ካብዚ ብተወሳኺ፥ ዶክተር ንጉሴ ምትኩ ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዓሚቕ ኣብ ዝኾነ መሪሕ ሓሳብ መሰረት ብምግባር ውሳነታትን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ዝተነበሩሉ ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዓሚቕ ኣብ ዝኾነ “ካብ ፈተና ናብ ልዕልና” ኣብ ዝብል መሪሕ ሓሳብ መሰረት ብምግባር ውሳነታትን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ዝተነበሩሉ ከምዝኾነ ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ምክትል ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋን ክራማት መበል ራብዓይ ዓመት ምንቅስቓስ ሓምለዋይ ዓሸራ ክካየድ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን ክራማት መበል ራብዓይ ዓመት ምንቅስቓስ ሓምለዋይ ዓሸራ ክካየድ ኢዩ ከብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ንኣርባዕተ ዓማውቲ ዝተለምናዮ ሸቶ ነምዕዋጥ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምስ ዝመረፆም ህዝቢ ንምዝታይ ኣብ ዘኽእሉዎም ጉዳያት ምስ ኣመራርሓታት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣዲስ ኣበባ ዝውክሉ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምስ ዝመረፆም ህዝቢ ንምዝታይ ኣብ ዘኽእሉዎም ጉዳያት ምስ ኣመራርሓታት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተዛቲዮም። እቶም ተወከልቲ ከምዝበሉዎ፥ ዝተረኸቡ ዓወታትን ዘጋጠሙ ማሕለኻታትን ንምፍታሕ ምስ መራፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌደራል ምስ ክልተ ዓለም ለኻዊ ትካላት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ንምስራሕ ተስማዕሚዑ Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ምስ ክልተ ዓለም ለኻዊ ትካላት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ንምስራሕ ተስማዕሚዑ። እቶም ትካላት ኤጀንሲ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ጀርመን(ጂ.አይ.ዜድ)ን ማእኸል ምትሕብባር ዓውዲ ፀፅታ ጄኔቫ(ዲካፍ)ን እንትኾኑ፥ ንምርመራ ፎረንሲክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ህዝባዊ ሓደርኡ ንምውፃእ ዘኽእሉ ስጉምቲታት ከምዝወሰደ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ካብ 2 ክሳብ 4 መጋቢት 2014 ዓ.ም ዘካየዶ ቀዳማይ ጉባኤኡ ብዓወት ከምዝተዛዘመ ገሊፁ። ውሽጣዊ ሓድነት እቲ ፓርቲ ዘጠናኽሩ ውሳነታት ከመዝተወሰኑን እቲ ፓርቲ ዝተውሃብዎ ህዝባዊ ሓደራ ብኣግባቡ ንምውፃእ ዓሊሙ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መእተዊ ነጥቢ ላዕለወት ትካላት ትምህርቲ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መእተዊ ነጥቢ ላዕለወት ትካላት ትምህርቲ ዕላዊ ኮይኑ። ሚኒስቴር ትምህርቲ ከምዝገለፆ፥ ቀዳማይ ዙር ተፈተንቲ ብዝምልከት • ብተፈጥሮ ሳይንስ ኣብ መንግስታዊ ዩንቨርስቲታት 363 ንደቂ ተባዕቲዮ፣ 351 ንደቂ ኣኒስቲዮ • ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ ዝተጣየሸ ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼብኡ ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዝተጣየሸ ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ኣኼብኡ ኣካይዱ። ኣብ ቲ ኣኼባ ጉባኤ እቲ ፓርቲ ዘመሓላለፎም ውሳነታትን ኣንፈታትን ተግባራዊ ኣብ ዝኾኑሎም ኩነታት ተላዚቡ። እቲ ማእኸላይ ኮሚቴ ስሳነታት ቀዳማይ ጉባኤ ተግባራዊ ዝኾንሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ዘህነፆ ዋና ቤት ፅሕፈት ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ዘህነፆ ዋና ቤት ፅሕፈት በዓል 9 ደብሪ ህንፃ ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ፣ ምክትል ፕሬዚዳንታትን ላዕለዎት ሓለፍቲ እቲ ፓርቲን ኣብ ዝተረኸቡሉ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ንህንፀት እቲ ህንፃ 895 ሚሊየን ብር ወፃኢ ከምዝተገበረ ኣብቲ መርሃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዲስ ኣበባ ዘተኣናገደቶም ዝተፈላለዩ ምድላዋት ብሰላም ተዛዚሞም-ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ዘተኣናገደቶም ዝተፈላለዩ ምድላዋት ብሰላም ተዛዚሞም ክብል ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ኣብታ ከተማ ካብ 2 ክሳብ 4 መጋቢት 2014 ዓ.ም ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ከምኡውን 3 መጋቢት ስነ ሰርዓት ምፍናው…