Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ልዕሊ 102 ሺሕ ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝብሩ ልዕሊ 102 ሺሕ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዝቕፅሉ ሰለስቲ ሰሙናት ናብ ኢትዮጵያ ንኽምለሱ እናተሰርሐ ምዃኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃን ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣብ ስዑድ ዓረብ ልዕሊ 750…

ግዜኢ መበል 80 ዓመት በዓል ምስረትኡ የኽብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ መበል 80 ዓመት በዓል ምስረትኡ የኽብር ኣሎ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምኅባር ቀዳማይ ሚኒት ኣቢይ ኣሕመድ፣ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ሚኒስትር ምክልኻል ዶክተር ኣብርሃም በላይ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብሕልፈት ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ብሕልፈት ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ ‘‘ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆርዮስ ናብ ኣምላኾም ከይዶም’’ ዝበላ…

ቀ/ሚ ሚኒስትር ኣቢይ ብሕልፈት ራብዒይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ራብዒይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖም መሪር ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕብራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ…

ራብዒይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዓሪፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ራብዒይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዓሪፎም። ቅዱስነቶም ብሕክምና እናተሓገዙ ፀኒሖም ትማሊ ምሸት ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም። ስርዓተ ቀብሮም ብዝመልከት ቅዱስ ሲኖዶስ ሎሚ መዓልቲ…

ብሓድነት ጠጠው እንተይልና ምዕባለ ጋህዲ ምግባር ከምዝከኣል ዓወት ዓድዋ ትምህርቲ ክኾና ይኅእል ኢዩ – ኣይተ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 126 በዓል ዓወት ዓድዋ ብኲናት ጥራሕ ዘይኮነስ ድኽነት ንምውጋእ ብሓድነት ጠጠው እንተይልና ምዕባለ ጋህዲ ምግባር ከምዝከኣል ዓወት ዓድዋ ትምህርቲ ክኸውን ከምዝኽእል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ኣፈ ጉባኤ…

መንግስታት ፌዴራልን ክልልን ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናትን እንስሳትን ናይ ምድሓን ስራሕ ኣጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስታት ፌዴራልን ክልልን ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናትን እንስሳትን ናይ ምድሓን ስራሕ ኣጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ምክልት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ልኡኾምን ብምኽንያት ድርቂ ካብ…

ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያን ምንካእ ዘስዕቦ መዘዝ እንታይ ከምዝኾነ ኣምሂሩ ዝሓለፈ ድሙቕ ሓውልቲ ኢዩ- ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ መበል 126 ዓመት ዓወት ዓድዋ ኣድሂቦም ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ጀጋኑ ኣቦታትናን ኣዶታትናን ተገዛኣይነትን ባርነትን፣ ትሕትነትን…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ጣሊያን ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ጣሊያን ማሪና ሴሬኒን ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ንነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ርክብ ብዝበለፀ ምጥንኃር ኣብ ዝከኣለሎም ዛዕባታት…

ዓድዋ ማዕበል ባዕዳዊ መግዛእቲ ዝዓገተ ኢዩ-ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር

አዲስ አበባ፣ የካቲት 22፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓድዋ ማዕበል ባዕዳዊ መግዛእቲ ዝዓገተ ኢዩ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ተዛሪቦም። እቶም ኣፈ ጉባኤ መበል መ126 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ዓድዋ ዝነበረ ወተሃደር ሕብራዊ…