ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ስልጠና ይወስዱ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ስልጠና ይወስዱ ኣለዉ።
እቶም ኣብ ዓለም ለኸ ትካል ማእኸል መሰልጠኒ ምዕቃብ ሰላም ዝስልጥኑ ዘለዉ ኣባላት፥ ጎንፂታት ኣቐዲምካ ምክልኻል ኣብ ዘኽእሉ…