Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣብ ዩክሬን ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ናብ ፖላንድ ዶብ ኣቋሪፆም ንክኣትዉ ከምዝተፈቐደ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩክሬን ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ናብ ፖላንድ ዶብ ኣቋሪፆም ንክኣትዉ ከምዝተፈቐደ ተገሊፁ። ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጀርመን ከምዝበሎ፥ እቲ ፍቓድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፖላንድ ብምዝርራብ ኢዩ ተወሲኑ። ስለዝኾነ ኣብ ዩክሬን ዝርከቡ…

ኣስዑድ ዓረብ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ዜጋታት ኣብ ሓፂር እዋን ዝርከቡ ዜጋታት ኣብ ሓፂር እዋን ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ – ኣምባሳደር ሌንጮ ባቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣስዑድ ዓረብ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ዜጋታት ኣብ ሓፂር እዋን ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ኣብ ሓፂር እዋን ንምምላስ ምስ መንግስቲ እታ ሃገር ብቕርበት እናተሰርሐ ምዃኑ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣፍሊጡ። በዓል ሙሉእ ስልጣነ ኣምባሳደር…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካበ ተሓታትነት ገበን ናጻ ምግባር እቲ ጎንፂ ብሰላም ንምፍታሕ ኣየኽእልን – ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካበ ተሓታትነት ገበን ናጻ ምግባር እቲ ጎንፂ ብሰላም ንምፍታሕ ኣየኽእልን ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገሊፆም። ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን፥ ብምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኖርዌይ ዶክተር ሄንሪክ ቱን…

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና እንተካይዶ ዝነበረ ኣኼባ ዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና እንተካይዶ ዝነበረ ኣኼባ ሎሚ መዓልቲ ዛዚሙ። እቲ ኮሚቴ ንክልተ መዓልታት ኣብ ዘሳለጦ ኣኼባ ኣብ ወሳኒ ሃገራዊን ስራሕቲ ፓርቲን ብምዝታይ ኣብ ቀፃሊ ብዛዕባ ዝካየዱ ተግባራት ኣንፈት ከምዘቐመጠ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ…

ብቐዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ሰብ መዚ ሕብረት ኣውሮፓ ውፅኢታዊ ዘተ ኣካይዱ-ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቐዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ብራስለስ ኣብ ዝነበሮ ፃንሒት ምስ ሰብ መዚ ሕብረት ኣውሮፓ ውፅኢታዊ ክልቲኣዊ ዘተ ኣካይዱ ከብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ሎሚ…

ወርፅት ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ 2013 ዓ.ም ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝተፈላለዩ ሃገራዊ ምኽንያታት ተናዊሑ ዝፀንሐ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ 2013 ዓ.ም ውፅኢቱ ዕላዊ ምዃኑ ኤጀንሲ ምዘናን ፈተናታትን ትምህርቲ ኣፍሊጡ። እቲ ፈተና ንምውሳድ ካብ ዝተመዝገቡ 617 ሺሕን 991 ተምሃሮ 96 ሚኢታዊ ዝኾኑ ፈተነኦም…

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼባ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼባ ጀሚሩ። እቲ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ሎሚ ኣብ ዝጀመሮ ኣኼባ ኣብ ወሳኒ ሃገራዊ ኣጀንዳታትን ስራሕቲ እቲ ፓርቲን ብምዝታይ ብዛዕባ ዝፍፀሙ ተግባራት ኣንፈት ክህብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ ክብል ዋና ቤት…

ኢትዮጵያን ኢምሬትስ ሕቡራት ዓረብን ኣብ ዓውዲ ሰላምን ፀፅታን ብሓባር ንምስራሕ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ ምስ ምክትል ሚኒስቴር ምክልኻል ኢምሬትስ ሕቡራት ዓረብ ሞሀመድ ኣህመድ ኣል ቦዋርዲ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዝገበርዎ ዘተ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካን ባህረ ሰላጤን ዘሎ ኩነታት ሰላምን…

ክሳብ ሐዚ ምስ ህወሓት ዝተገበረ ድርድር የለን-ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናዊን ሃገራዊን ዛዕባታት ብምድሃብ ንዝተልዓሉ ሕቶታት መብርሂን ምላሽን ኣብ ዝሃብሉ እዋን ክሳብ ሐዚ ምስ ህወሓት ዝተገበረ ድርድር የለን ክብሉ ገሊፆም።…

ፀላእትና ብዘዳለዉልና መገዲ ክንጓዓዝ ኣይግባእን ብናይ ባዕልና መገዲ ክንጓዓዝ ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀላእትና ብዘዳለዉልና መገዲ ክንጓዓዝ ኣይግባእን ብናይ ባዕልና መገዲ ክንጓዓዝ ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀሪቦም ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ዝቐረቡሎም ሕቶታት…