Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 1 ነጥቢ 63 ቢሊየን ዶላር ምንቅስቓስ ኢንቨስትመነት ከምዝተመዝገበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 1 ነጥቢ 63 ቢሊየን ዶላር ምንቅስቓስ ኢንቨስትመነት ከምዝተመዝገበ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናዊን…

ኣብ ዝሓለፈ 6 ኣዋርሕ ሰደድ ወፃኢ ብ25 ሚኢታዊ ዓብዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ካብ ኣባላት ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናዊን ሃገራዊን ዛዕባታት ብምድሃብ ንዝተልዓሉ ሕቶታት መብርሂን ምላሽን ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኢኮኖሚ ብዝምልከት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥…

ኣኼባ ባይቶወከልቲ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዘለውሉ ይካየድ ኣሎ። ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናዊን ሃገራዊን ዛዕባታት ብምድሃብ ሕቶታት የቕርቡ ኣለዉ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መብርሂን…

ኣምባሳደር ሬድዋን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፓኪስታን ክልቲኣዊ ዘተ ፖለቲካ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስተር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፓኪስታን ክልቲኣዊ ዘተ ፖለቲካ ኣካይዶም እቶም ኣምባሳደር ሎሚ መዓልቲ ኣብ እስላማዊ ሪፐብሊክን ፓኪስታን ዑደት ገይሮም። ኣምባሳደር ሬድዋን ምስ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መብርሂ ክህቡ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ ኣባላት ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንዝተልዓሉ ሕቶታት መብርሂን ምላሽን ፅባሕ ክህቡ ኢዮም። ጣቢያና ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ካብ ኣባላት ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንዝተልዓሉ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ፍሉይ ኣኼባ ሽመት ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ ) ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ፍሉይ ኣኼባ ሽመት ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ብኣብዝሓ ድምፂ ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ዝርዝር ሽም እቶም ሕፁያት ኮሚሽነራት ንርእይቶ ህዝቢ ዓሊሙ ዕላዊ ምግባሩ ይዝከር። እቲ ዝተረኸበ እታዎት ድሕሪ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም አመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ሓይሊ ምፍልፋል ምጅማሩ ኣመልኪተን መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም አመሓላሊፈን። ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእክቲ፥ ‘‘ብራኢ እቶም ንጉስ ተጀመረ፣ ድፍረት ተኸተለ፣…

ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዘቕርቦ ሓይሊ ብዲፕሎማሲን ዝተፈላለዩ ዓውዲታትን ኩለመዳይ ረብሓ ዝህብ ኢዩ – ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሳሊኒ

ኣዲ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ)ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዘቕርቦ ሓይሊ ብዲፕሎማሲን ዝተፈላለዩ ዓውዲታትን ኩለመዳይ ረብሓ ዝህብ ከምዝኾ መስራቲ፣ በዓል ዋናን ዋና ፈፃሚ ስራሕን ኩባኒያ ሳሊኒ ፔድሮ ሳሊኒ ገሊፆም። እቶም መካየዲ ስራሕ ኣብ መርሃ ግብሪ መብሰሪ ምጅማር ፍልፍል ሓይሊ…

ሎሚ መዓልቲ ንኢትዮጵያ መእተዊ ብርሃን ኢዩ’ሞ ኩሎም ኢትዮጵያውያን እንኳዕ ደስ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ሎሚ መዓልቲ ንኢትዮጵያ መእተዊ ብርሃን ኢዩ’ሞ ኩሎም ኢትዮጵያውያን እንኳዕ ደስ በለና” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ካብ ኣፍሪካ ዝዓበየ ግድብ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ስርሑ…

ኣብ ሞንጎ ቀይሕ ባሕሪን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካን ጥንኩር ማዕቐፍ ምትሕብባር ምፍጣር የድሊ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ቀይሕ ባሕሪን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካን ጥንኩር ማዕቐፍ ምትሕብባር ምፍጣር ከምዘድሊ ምክትር ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ ትኹረቱ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ቀይሕ ባሕሪን ኣብ…