ኣብ ኩሎም ግምባራት ኢትዮጵያዊ ሓድነት ሓሊኻን ኣጥቢቕካን ምጉዓዝ ተደማፅነት የረጋግፅ – ኣይተ ደመቀ መኮንን
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝበፅሑ ውሽጣዊን ደጋዊን ፅዕንቶታት ብሓድነት ካብ ምምካት ብተወሳኺ ብብሄራዊ ደረጃ ዝተጀመረ ዘላቒ ሰላምን ምዕባለን ናይ ምርግጋፅ ፃዕሪ ብሕብረት ምድጋፍ ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒሰስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ…