ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንባዕሉ ንዓለም ለኸ ውድድር ከዳሉ ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዘህነፆ ሓዱሽ ህንፃ መሪቖም ከፊቶም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት፣ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ባንኪ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣባላት ዳይሬክተራት ቦርድ፣ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዘህነፆ ሓዱሽ ህንፃ ዋና ቤት ዕዮ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዘህነፆ ሓዱሽ ህንፃ ዋና ቤት ዕዮ ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣባላት ቦርድ ዳይሬክተራት እቲ ባንኪ፣ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ባንኪ፣ ሰራሕተኛታት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጁባ ዝርከብ 15 ሞተራይዝድ ሻለቃ ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ ከ32 ሺሕ ዶላር ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2022 0 አዲስ አበባ፣ የካቲት 6፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጁባ ዝርከብ 15 ሞተራይዝድ ሻለቃ ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ብጅግንነት እናተቓለሰ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል 32 ሽሕን 410 ዶላር ድጋፍ ገይሩ፡፡ ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝተገበረ ርክክብ ድጋፍ ኣብ ደቡብ ሱዳን በዓል ሙሉእ ስልጣን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ Mekoya Hailemariam Feb 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት 5፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ምህዳር ከባቢ መሰረት ዝገበሩ ዓይነታት ዘራእቲ ብስፍሓትን ፅርየትን ንክፈሪዩ ምኽኣል ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ፣ ካብ ወፃኢ ዓዲ ንዝኣቱ ፍሪያት ንምትካእን እቶት ንምድንፋዕን ወሳኒ ግደ ኣለዎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ Mekoya Hailemariam Feb 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገርን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ብሓባር ብምዃን መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝኾኑ ወተሃደራዊ ኣታሼታት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዘድሃበ መብርሂ ሂቦም። ዳይሬክተር ጄነራል ጉዳያት ጎረባብቲ ሃገራትን ኢጋድን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ Mekoya Hailemariam Feb 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት 5፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብህፁፅ ንክትዛዝም ግብፂ ክተተባብዕ ይግባኣ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ገሊፆም። ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን፥ ተቐማጥነቱ ኣብ ዱባይ ምስ ዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብመንፅር ምዕዋት ብሄራዊ መድረኽ ዘተ ግደ ምሁራን ዝድህስስ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ Mekoya Hailemariam Feb 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ብመንፅር ምዕዋት ብሄራዊ መድረኽ ዘተ ግደ ምሁራን ዝድህስስ መድረኽ ዘተ ኣብ ባህርዳር ይካየድ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ “ግደ ምሁራን ሓቛፊ ብሄራዊ መድረኽ ዘተ ኣብ ምዕዋት” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃይማኖታት ዶብ መንግስቲ እንተይሓለፉ፥ መንግስቲ እውን ዶብ እምነታት እንተይሓለፈ ትካላዊ ብዝኾነ መልክዑ ክንደጋገፍ ኢና- ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃይማኖታት ዶብ መንግስቲ እንተይሓለፉ፥ መንግስቲ እውን ዶብ እምነታት እንተይሓለፈ ትካላዊ ብዝኾነ መልክዑ ክንደጋገፍ ኢና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከነቲባ ኣባላት ቤት ምኽቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዋሚ ሲኖዶስ ምስ ምምሕድር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዕለተ ሰሉስ ክዛተ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት 4፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ምስ ምምሕድር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ንምዝታይ ተተሒዙ ዝነበረ ቆፀራ በዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ንዕለተ ሰሉስ ከምዝተቐየረ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ዘተ ሎሚ መዓልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤች ኣር 6600 ብዝብል ንኢትዮጵያ ዝምልከት ዝተዳለወ ረቂቕ ሕጊ ከይፀድቕ ንምግባር ምንቅስቓስ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ብዝምልከት ብኣባላት ኮንግረስ ፓርቲ ዴሞክራትና ሪፐብሊካንን ዝተዳለወ ረቂቕ ሕጊ ከይፀድቕ ንምግባር ምንቅስቓስ ከምዝጀመረ ቤት ምኽሪ ዕቤት ኢትዮ ኣሜሪካውያን ኣፍሊጡ። ብኣባላት ኮንግረስ ኣሜሪካ ቶም ማሊኖውስኪ (ኒው ጀርሲ)፣ ያንግ ኪም…