ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምጥቋም ሕፁያት ኮሚሽነራት ክሳብ 13 ጥሪ ተናዊሑ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምጥቋም ሕፁያት ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ክሳብ 13 ጥሪ 2014 ዓ.ም ከምዝተናወሐ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እቲ ባይቶ መጣየሺ ኣዋጅ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ቁፅሪ 1265/2014 ዓ.ም ምፅዳቑ ዝዝከር እንትኸውን፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራሕተኛታት ፋና ብሮድካስቲንግ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣድሂቦም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት “ብዘላቒ ዓወት ናብ ምዕባለን ድህረ ኲናት ምዝባዓትን መእረምተኦምን” ብዝብል ርእሲ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣድሂቦም ተዛቲዮም። እቲ መድረኽ ዘተ ዝመርሑ ኣካቢ ቦርድ ኣመራርሓን ሚኒስትር ዲኤታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒሰስትር ጉዳያት ወፃኢ ኖርዌይ ብስልኪ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒሰስትር ጉዳያት ወፃኢ ኖርዌይ ኣኒከን ሁይትፌልድት ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ እናተርኣዩ ዝርከቡ ለውጢታት ብምምልካት ነተን ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናብ ህዝቢ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ከይቐርብ ዕንቅፋት ምዃኑ ከምዝቐፀለሉ መንግስቲ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናብ ህዝቢ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ከይቐርብ ዕንቅፋት ምዃኑ ከምዝቐፀለሉ መንግስቲ ገሊፁ። ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ እቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህዝቢ ትግራይ ብስሙ ካም ምንጋድ ወፃእ ጠጠው ኢለሉ ኢሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ጆ ባይደን ዝገበሩዎ ዘተ ስልኪ ኣብ ዘፈር ዲፕሎማሲ ምምሕያሻት ምህላዎም ዘርኢ ኢዩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ዝገበሩዎ ዘተ ስልኪ ቅድሚ ሕዚ ዝነበረ ርክብ መንፈሱ እናተቐየረ ምዃኑ ዘርኢ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረአዩ ፀገማት ካብ መሰረቶም ንምፍታሕ ምቁራፅ ክሲ እሱራት ኣድሊዩ ኢዩ – መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝረአዩ ፀገማት ካብ መሰረቶም ንምፍታሕ ምቁራፅ ክሲ እሱራት ኣድላዪ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር እቲ ኣገልግሎት ዶክተር ለገሰ ቱሉ፥ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣመልኪቶም ንመራኸብቲ ሓፋሽ ሳምንታዊ መግለፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣባላት ሰራዊት ዝተውሃበ ዕቤት መኣርግን ሽልማትን ብደጀንነት ዝተሰለፈ ህዝቢ ንዘበርከቶ ኣስተዋፅኦ ኣፍልጦ ዝሃበ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብጅግንነት ታሪኽ ንዝፈፀሙ ኣባላት ሰራዊት ዝተውሃበ ዕቤት መኣርግን ሽልማትን ብደጀንነት ዝተሰለፈ ህዝቢ ንዘበርከቶ ኣስተዋፅኦ ኣፍልጦ ዝሃበ ከምዝኾነ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ተዛሪቦም። ናይ መወዳእታ ድፋዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ክሶም ዝተቛረፆም ሰለስተ መዝገብ ክሲታት ከይዲታት ስነ-ስርዓት ዝምልከት መብርሂ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ክሶም ዝተቛረፆም ሰለስተ መዝገብ ክሲታት ከይዲታት ስነ-ስርዓት ዝምልከት መብርሂ ሂቡ። እቲ ቤት ፍርዲ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፥ ኣቢያተ ፍርዲ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ብሕገ-መንግስቲ ዝተውሃቦም ሓላፍነት ብግቡእ ንምስላጥ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ብስልኪ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ፣ ክልተኣዊ ርክብ እተን ሃገራትን ዞባዊ ጉዳያትን ኣመልኪቶም ተመያይጦም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕፁያት ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ክሳብ 6 ጥሪ ከምዝቕፅ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ምጥያሹ ስዒቡ ምጥቋ ሕፁያት ኮሚሽነራት ኮሚሽን ካብ 26 ታሕሳስ ጀሚሩ እነሳቐፀለ ከምዝርከብን ክሳብ 6 ጥሪ ከምዝቕፅን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፍሊጡ። ኣበቲ ከይዲ ጠቆምቲ ዘልዕሉዎምን ክብራህርሁሎም ዝደልዩዎምን ጉዳያት ኣመልኪቱ…