ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 81 በዓል ዝኽሪ ዓወት ሓርበኛታት ሎሚ ተኸቢሩ Desta May 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 81 ዝኽሪ በዓል ዓወት ሓርበኛታት ኣብ ኣራት ኪሎ ዝርከብ ሓወልቲ ንኣቦታትን ኣዴታትን ሓርበኛታት ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተኸቢሩ። ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሣህለወርቅ ዘውዴ ኣብ መበል 81 በዓል ዓወት ሓርበኛታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 81 መዓልቲ ዝኽሪ ሓርበኛታት እንትነኽብር ፀጋታት እቲ ዓወት ብምጉላህን ንወለዶ ብምምሕልላፍን ክኸውን ኣለዎ -መንግስቲ Desta May 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 81 መዓልቲ ዝኽሪ ሓርበኛታት እንትነኽብር ፀጋታት እቲ ዓወት ብምጉላህን ንወለዶ ብምምሕልላፍን ክኸውን ኣለዎ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ፡፡ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ መበል 81 መዓልቲ ዝኽሪ በዓል ሓርበኛታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዘጋጠሙዋ ፈተናታት ብሰላማዊ መገዲ ንኽትፈትሕ ኣሜሪካ ዝኾነ ይኹን ሓገዝ ክተቕርብ ኢያ – ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን ጃኮብሰን Gebremariam Weldegerima May 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘጋጠሙዋ ፈተናታት ብሰላማዊ መገዲ ንኽትፈትሕ ኣሜሪካ ዝኾነ ይኹን ሓገዝ ክተቕርብ ኢያ ክብላ ኣፈፃሚት ጉዳይ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝኾና ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን ጃኮብሰን ገሊፀን። ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መዓልቲ ኢትዮጵያውያን ሓርበኛታት ምኽንያት ብምግባር ፅባሕ 21 ግዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዓልቲ ኢትዮጵያውያን ሓርበኛታት ምኽንያት ብምግባር ፅባሕ 21 ግዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ። ፅባሕ 27 ሚያዝያ 2014 ዓ.ም ዝኽበር በዓል መዓልቲ ኢትዮጵያውያን ሓርበኛታት ምኽንያት ብምግባር ፅባሕ ንጉሆ ሰዓት 12፡00 ምስኮነ 21 ግዘ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታዬ ምስ ፍልይቲ ልእኽቲ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሃና ሰርዋ ቴቴ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፍልይቲ ልእኽቲ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሃና ሰርዋ ቴቴ ውፅታዊ ዘተ ምግባሮም ገሊፆም። ኣምባሳደር ታየ ምስተን ኣምባሳደር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መዝገብ ክሲ ነበር መኮንናት ሰራዊት ምክልኻል 1ይ ተኸሳሲ ህይወቱ ምሕላፉ ስዒቡ ኣብ ካልኦት ተኸሰስቲ ምስክራት ዓቀብቲ ሕጊ ንምስማዕ ተለዋጢ ቆፀሮ… Gebremariam Weldegerima May 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መዝገብ ክሲ ነበር መኮንናት ሰራዊት ምክልኻል 1ይ ተኸሳሲ ሜጀር ጀኔራል ገብረመድህን ፍቃዴ(ወዲ ነጮ) ህይወቱ ምሕላፉ ስዒቡ ኣብ ካልኦት ተኸሰስቲ ምስክራት ዓቀብቲ ሕጊ ንምስማዕ ተለዋጢ ቆፀሮ ተዋሂቡ። ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ምድብ ልደታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ናብ ዝሓሸ ሰላምን ምርግጋዕን ንምምፃእ ተሳትፎ ኩሎም ዜጋታት ወሳኒ ኢዩ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ Desta May 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናብ ዝሓሸ ሰላምን ምርግጋዕን ንምምፃእ ተሳትፎ ኩሎም ዜጋታት ወሳኒ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ኣብዚ ሰሙን ሃይማኖት ጉልባብ ብምግባር ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝተርኣዩ ህውከታትን ገበናትን ዝተሳተፉ ተጠርጠርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ናይ ምፍራስ እኩይ ትልሚ ምትሕብባር ታሪካዊ ፀላእትናን ናይ ውሽጢ ባንዳታትን ፍፁም ኣይዕወትን-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ Desta May 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 443 ብዓል ዒድ ኣልፈጥር ሶላት ኣብ ኣብዝሓ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብሰላም ምዝዛሙ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኣብዝሓ ፈተውቲ ሰላም ሰዓብቲ እቲ እምነት እቲ በዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰላም ብተግባርን ብናይ ኩሉ ተሳትፎን ኢዩ ዝመፅእ- ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ Desta May 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ዝተኸበረ መበል 1 ሺሕን 443 ዓመተ ህጅራ ዒድ ኣልፈጥር ተረኺቦም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ዓብዪ ሰላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ትማሊ ንኣቦታት እምነት ክርስትና እንግዶት ምሳሕ ገይሮም Desta May 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ትማሊ ንኣቦታት እምነት ክርስትና እንግዶት ምሳሕ ገይሮም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ኣብያተ ክርስቲያናት ተሳቲፎም፡፡ ኢትዮጵያ ዘጋጠማ ፈተና ንምፍታሕ መንግድቲ ናይ…