ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መበል 11 ክልል ንምዃን ዝተጓዓዝናሉ መገዲ ጉዕዞ ተሃድሶና ዘርኢ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መበል 11 ክልል ንምዃን ዝተጓዓዝናሉ መገዲ ጉዕዞ ተሃድሶና ዘርኢ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ሕብረ ብሄራዊ ሓድነት እሴት…