Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ናብ ክልል ትግራይ ቅድሚ ሒደት መዓልቲታት ሰብኣዊ ሓገዝ ከም ብሓዱሽ ምቕራብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ክልል ትግራይ ቅድሚ ሒደት መዓልቲታት ሰብኣዊ ሓገዝ ከም ብሓዱሽ ምቕራብ ከምዝጀመረ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ሓገዝ ዝገብሮ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ናብቲ ዝገብሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ኣውሮፕላናት፥ በረራ ከምዝገበራ እቲ…

ንደልዮ ኢትዮጵያዊ ወይ ድማ ኢትዮጵያ ምዃን ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንደልዮ ኢትዮጵያዊ ምዃን ወይ ድማ ኢትዮጵያ ምዃን ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ግምባር ኮይኖም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ናይ ወገን ጦር ብልዑል ሞራልን ወነን እናተዋገአ ኣብ ትሕቲ ፀላኢ ዝነበሩ…

ሳጊታ ኣብ ኢድ ሰራዊት ምክልኻል ኣቲያ – ቀ/ሚ ኣቢይ አሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ ወገን ጦር ንካሳጊታ ከምዝተቖፃፀረ ኣፍሊጦም። ኲናት ብዝለዓለ ዓወት እናተሳለጠ ከምዝኾነ ዝገለፁ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ኣብ ኢድ ፀላኢ ዝነበሩ ከባቢታት ናብ ትሕቲ ቁፅፅር ሰራዊት ምክልኻል እናኣተዉ ከምዝኾኑ…

እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን 4 ትእዛዛት ኣውፂኡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ትማሊ ምሸት ኣርባዕተ ትእዛዛት ኣውፂኡ። እቲ እዚ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ንኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝምልከቱ እዋናዊ ኩነታት ገምጊሙ። ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ብመንፅር ዝተትሓዘሉ ዕላማ እንትረአ፥ ኣፈፃፅምኡ ብፅቡቕ ኩነታት እናተሳለጠ…

ዳግማይ ንባዕዳዊ መግዛእቲ ኣይንምርከኽን ዝብል ድምፂ ኢትዮጵያ ብሰፊሑ ተቐባልነት ይረክብ ኣሎ – ኣግልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተፈላለዩ ሃገራት ኣፍሪካን ካልኦት ክፍለዓለማትን ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ደው ምባሎምን “ዳግማይ ንባዕዳዊ መግዛእቲ ኣይንምርከኽን” ዝብል ድምፂ ኢትዮጵያ ተቐባልነት እናረኸበ ከምዝኾነ ኣግልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስተር…

ኢትዮጵያ ሐዚ ኣጋጢምዋ ዘሎ ፈተና ኣብ ታሪካ ካብ ዝገመምዋ ዝተፈለየ እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣዲስ ኣበባን ቢሮ ፀጥታን ሰላምን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ዘቲዮም፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኢትዮጵያ ሐዚ ዘላቶ ኩነታት ብዝምልከት መበገሲ ሓሳብ ብምክትል ሓላፊ ቢሮ ፀጥታን ሰላምን ምምሕዳር ከተማ…

ዕላማ ሃገር ምፍራስ ዝሓዙ ግብረ ራዕዳውያን ይገብርዎ ዘለዉ ምንቅስቓስ ንምፍሻል ምስራሕ ይግባእ – ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን  

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕላማ ሃገር ምፍራስ ዝሓዙ ግብረ ራዕዳውያን ካብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ምስ መሻርኽቶም ብምኻን ይገብርዎ ዘለዉ ምንቅስቓስ ንምፍሽል ብጥንኩር ሓድነት ምስራሕ ከምዝግባእ ጉዳያት ወፃኢ ሚኒስቴር ዴኤታ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ተዛሪቦም፡፡ እቶም ሚኒስቴር…

ናይ ወገን ጦር ናብ ልዑል ወፍሪ ምጥቃዕ ኣቲዩ ኣሎ – መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ሓዊሱ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ መዓልቲታት ኣብ ዝተኻየዱ ፍሉያት ወፍሪታት 12  ኣመራርሓታት ኣርሚን ኮርን ፀላኢ ተደምሲሶም። መግለፂ ሂቦም፡፡ ፍልጠት ኣመራርሓን ቴክኖሎጂን ብምጥቃም መንግስቲ ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ኣብ ግምባር ባቲ…

ኢትዮጵያ 4 ዲፕሎማሰኛታት ኣየርላንድ ኣባሪራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣርባዕተ ዲፕሎማሰኛታት ኣየርላንድ ኣባሪራ። እቶም ዲፕሎማሰኛታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኤንባሲ ኣየርላንድ እናሰርሑ ዝነበሩ እንትኾኑ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ለቒቖም ንኽወፅኡ ከምዝተወሰነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፀሪሑ ኢቢሲ ፀብፂቡ፡፡…

ምምስራት ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ንምጥንኻር ብሄራዊ ፌዴራላዊ ስርዓት ዝተውሃቦ ቆራፅነት ዘረጋግ ፅ ኢዩ –  ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምስራት ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ንምጥንኻር ብሄራዊ ፌዴራላዊ ስርዓት ዝተውሃቦ ቆራፅነት ዘረጋግፅ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን ንህዝቢታት ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መልእኽቲ እነኳ…