Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣግምባር ባቲ ኣሳጊታ ድፋዕ ፀላኢ ተሰቢሩ፣ እምባ ተደፊሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣግምባር ባቲ ኣሳጊታ ዘለን ዘየለን ዓቐሙ ኣተኣኻኺቡ ዝመፅ ፀላኢ ሙሉእ ብሙሉእ ተደምሲሱ። ኣርሚ 4 ዝተብሃለ ሰራዊት ፀላኢ ምስ ተደራቢ ሓይሉ ሰሙን ሙሉእ ኣናተቐጥቀጠ ትማሊ ሙሉእ መዓልቲ ኣብ ዝወሰደ ውግእ ብሰራዊት ምክልኻልን ፍሉይ ሓይሊን…

ደቂ ኣንስትዮ ሰላም ኣብ ምህናፅ ዘለወን ግደ ዕዙዝ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቂ ኣንስትዮ መፍትሒ ብምንዳይ፣ ጎንፂ ከይፍጠር ብምክልኻል፣ ብሰላማዊ ድርድር፣ ብሽምግልናን ካብ ታሕተዋይ ብርኪ ጀሚሩ ሰላም ኣብ ምህናፅ ዘለወን ግደ ዕዙዝ ከምዝኾ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን፡፡ እተን ፕሬዚዳን እዚ ዝበላ፥ ኔትዎርክ…

ንዜጋታት ወፃኢ ብፍሉይ መልክዕ ማእኸል ዝገበረ ኣፈፃፅማ ሕጊ የለን – ኣምባሳዳር ዲና ሙፍቲ ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዜጋታት ወፃኢ ብፍሉይ መልክዕ ማእኸል ዝገበረ ኣፈፃፅማ ሕጊ የለን ክብሉ ኣምባሳዳር ዲና ሙፍቲ ተዛሪቦም፡፡ ኣምባሳደር ኣብ ዝሃቡዎ ሰሙናዊ መግለፂ፥ ዓለም ለኸ ትካላትን ኤምባሲታትን ምስ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ስዒቡ ቅሬታ እናልዓሉ ምዃኖም ገሊፆም፡፡…

ፀላኢ ኣብ ግምባር ወረኢሉ፣ ሚሌን ከሚሴን ክሳራ ይበፅሖ ኣሎ – ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ሃገራዊ ሉኣላውነት ንምኽባር ዝገብሮ ተሳትፎ ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ኣገልግት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ኣገልግት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቦም። ኣብ መግለፂኦም ድማ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ኣባላት…

ዝተዛበዐ ተረኽ ኣብ ምምካት ሕድሕድ ኢትዮጵያዊ ናይ ባዕሉ ግደ ክፃወት ኣለዎ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ ኣብ ልዕሊ ሃገር ዝተኸፈተ ዝተዛበዐ ተረኽ ንደሓር ብምባልን ኣብ ምምካትን  ሕድሕድ ኢትዮጵያዊ ናይ ባዕሉ ግደ ንኽፃወት ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማብራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥…

ሓደሓደ ዓለም ለኸ ትካላት ኣብ ሓደ ከባቢ ጥራሕ ሓገዝ ንግበር ምባሎም ተቐባልነት የብሉን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተወሰኑ ዓለም ለኸ ትካላት ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ሓደ ከባቢ ጥራሕ ሓገዝ ንግበር ዝብሉዎ ተቐባልነት ዘይብሉ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን ከበደ ዴሲሳ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት…

ፋይዘር ክታበት ዕድሚኦም 12ን ልዕሊኡን ንዝኾኑ ሰባት ምሃብ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍቢሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ትማሊ ብብርኪ ሃገር ዝተጀመረ ወፍሪ ክታበት ኮቪድ19 ኣመልኪተን መግለፂ ሂበን። እተን ሚኒስትር ኣብ መግለፂአን፥ ፋይዘር ዝተብሃለ ክታበት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ 65 ክልል ከተማታት ድማ ካብ ሰኑይ…

ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ተወሳኺ መዋእለ ንዋይ ምፍሳስ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዝግበር ኢንቨስትመንት ምድንፋዕ ከምዝግባእ ገሊፀን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፥ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮንን ዋና ዳይሬክተር ዩኔስኮ ኦድሪ ኣዙላይን ኣብ ዘዳለዉዎ ዓለም ለኸ ኣኼባ…

ውሕመ ንኢትዮጵያ ዝኸውን 40 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንኢትዮጵያ ዝኸውን ሰብኣዊ ሓገዝን ህፁፅ እዋን ርዳእታን ዝውዕል 40 ሚሊየን ዶላር ምፍቃዱ ኣፍሊጡ። ምክትል ፀሓፊን መተሓባበሪ ሓገዝ ህፁፅ እዋን ሰብ ኣዊ ጉዳያትን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ማርቲን ግሪፍትስ፥ እቲ ገንዘብ…

ኢሰመኮ ህወሓት ኣብ ዞባታት ሰሜን ወሎን ደቡብ ጎንደርን ንፁሃን ከምዝቐተለን ዘረፋን ዕንወትን ንብረት ከምዝፈፀመ ኣረጋጊፀ ኢሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት  ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዞባታት ሰሜን ወሎን ደቡብ ጎንደርን ንፁሃን ከምዝቐተለን ዘረፋን ዕንወትን ንብረት ከምዝፈፀመ ኣረጋጊፀ ክብል ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ ዘውፀኦ ፀብፃብ ኣፍሊጡ። ዝተፈፀሙ ጥሕሰታት…