Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ወ/ሮ ሙፈሪሃት ምስ ዓለም ለኸ ሓለፍቲ ትካላት ኣቕረብቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዘሎ ከይዲ ዝርገሐ ሰብዓዊ ሓገዝ ኣመልኪተን ምስ ዓለም ለኸ ሓለፍቲ ትካላት ኣቕረብቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ተዛቲየን። ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዝርገሐ…

ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ልዕሊ 50 ተንቀሳቐስቲ ጉጅለ ጥዕና ተዋፊሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ሰብኣዊ ሓገዝቲ ብምውዳድ ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ልዕሊ 50 ተንቀሳቐስቲ ጉጅለ ጥዕና ከምዝተዋፈሩ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። ኮሚቴ ሚኒስትራት ማእኸል መተሓባበሪ ብሄራዊ ህፁፅ እዋን ሰሙናዊ ኣኼቡኡ ኣካይዱ፡፡ ኣብ ክልላት ዓፋርን…

ሓዱሽ ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣባላት ካቢኔ ብምሽዋም ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ምስረትኡ ዘሳለጠ ሓዱሽ ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሽመት ኣባላት ካቢኔ ብምፅዳቕ ተዛዚሙ። ከንቲባ ወ/ሮ አዳነች ኣቤቤ ኣባላት ካቢኔ ናብቲ ቤት ምኽሪ ዘቕረባ እንትኾና፥ እቲ ቤት ምኽሪ እውን ብዝቐረቡ ሕፁያት ርኢቶ ብመሃብ…

ፕሬዚደንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ወና ዳይሬክተር ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ወና ዳይሬክተር ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ንእና ንዋቡፎ እቲ ባንኪ ኣብ ኢትዮጵያን ቀርኒ ኣፍሪካን ብዛዕባ ዝገብሮ ምንቅስቓስ መብርሂ ሂበን። ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ኢትዮጵያን ቀርኒ ኣፍሪካን…

ንህዝቢ ሱዳን ዘለና ድጋፍ ብሙሉእ ልቢ ነረጋግፅ – ቀ/ሚ ኣቢይ

አዲስ አበባ፣ መስከረም 18፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንህዝቢ ሱዳን ዘለና ድጋፍ ብሙሉእ ልቢ ነረጋግፅ ክብሉ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያን ሱዳንን ናብ ዴሞክራሲ ዝገብረኦ ስግግር ብዙሓት ማሕለኻታት እናጋጠሙዎ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ድሌት ለውጢን ልምዐዓትን ብፍምፍላይ ግቡእ ምላሽ ክህብ ኢዩ – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዱሽ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ድሌት ለውጢን ልምዐዓትን ብፍምፍላይ ግቡእ ምላሽ ንመሃብ ዘለዎ ቆራፅነት ገሊፀን። ስነ-ስርዓት ምጥያሽ ሓዱሽ መንግስቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተፈላለዩ መድረኻት ዝተዛረቡዎም መደረታትን መግለፂታትን ዘካተቱ ሰለስተ ጥራዛት ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተፈላለዩ መድረኻት ዝተዛረቡዎም መደረታትን መግለፂታትን ዘካተቱ ሰለስተ ‹ካብ መጋቢት ክሳብ መጋቢት› ጥራዛት ዕላዊ ገይሩ። እቶም መደረታትን…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ሓዱሽ ምምሕዳር ክጣየሽ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ሓዱሽ ምምሕዳር ክጣየሽ ኢዩ። ብህዝቢ ዝተመረፀ ሓዱሽ ዝምስረት ቤት ምኽሪ፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካይዶ ጉባኤኡ ኣፈ ጉባኤን ምክትል ኣፈ ጉባኤን ክመርፅ ኢዩ፡፡ 138 ኣባላት ዘለዉዎ እቲ ቤት ምኽሪ፥ ሓደሽቲ…

ውድድር ምዝዛም ናይ ተዓወትቲ ተዓዋታይ ፋና ላምሮት ብድሙቕ ስነ ስርዓት ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ምዝዛም ናይ ተዓወትቲ ተዓዋታይ ፋና ላምሮት ብድሙቕ ስነ ስርዓት ተሳሊጡ። ኣብቲ ውድድር ድምጻዊ ኣሕመድ ሑሴን ቀዳማይ ብምውፃእ  ተዓዋታይ 1 ሚሊየን ብር ኮይኑ፡፡ ህቡብ ኣወሃሃዲ ካሙዙ ካሳ ህያብ ክብሪን ኣፍልጦን ፋና ዓቲሩ።…

ኣሕመድ ሑሴን ተዓዋቲ ናይ ብሉፃት ብሉፅ ውድድር ፍፃመ ድምፃውያን ፋና ላምሮት ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሕመድ ሑሴን (ማንጁስ) ተዓዋቲ ናይ ብሉፃት ብሉፅ ውድድር ፍፃመ ድምፃውያን ፋና ላምሮት ኮይኑ፡፡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት፥ ኣሕመድ ሑሴን 1ይ ብምዃን ተሸላሚ ብር 1 ሚሊየን፣ ዮናታን ዳመነ 2ይ፣ ጌታቸው መስፍን…