ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ዝተኸበረ በዓል ዳመራ ብሰላም ተዛዚሙ – ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ
ኣዲሰ ኣበባ፣ 16 መሰከረም፣ 2014 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ዝተኸበ በዓል ዳመራ ብሰላም ተዛዚሙ ክብል ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፈለጡ።
ነቲ በዓል ብሰላም ክዛዘም ሓላፍነቶም ንዝተዋፅኡ ብሙሉኦም ኣካላት ፀፀታ ኣመሰጊኑ።
ሕብረተሰብ ጉዳይ ፀፅታ ይምልከተኒ ኢዩ ዝብል…