Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ጨፌ ኦሮሚያ 6ይ ዘበን ስራሕ 1ይ ጉባኤ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ 6ይ ዘበን ስራሕ 1ይ ስሩዕ ጉባኤ ተጀሚሩ። ጨፌ ኦሮሚያ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ሓዱሽ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ክጣየሽ ኢዩ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ…

መንግስቲ ኣብ ጎኒ ተመዛበልቲ ኮይኑ ኣድላዪ ሓገዝ ክገብር ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ከተማ ደሴ ተረኺበን ተመዛበልቲ ዜጋታት ዑደት እናገበራ ይርከባ። እተን ፕሬዚዳንት፥ ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ኣብ ዝተፈላለዩ መዓስከራት ዝርከቡ ዜጋታት እናተዘዋወራ ብምዕዛብ ኣጋርነተን…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተዛቲዮም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ሓላፊ ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚነሲትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ሓላፊ ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣሺም ስታይነር ዛቲዮም። ክልቲኦም ሓለፍቲ ኣብ ጉዳይ ልምዓት፣ ህንፀት ሰላምን ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምትሕብባርን…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኒውዮርክ ፃንሒት ስረሖም ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኖርዌይ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚነሲትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኖርዌይ ማሪ ኤሪክሰን ሱሬይድ ተራኺቦም ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም። እቶም ሓለፍቲ ኣብ ኒውዮርክ ፃንሒት ስረሖም ተራኺቦም ኢዮም ኣብ…

ቤት ምኽሪ ሚኒሰስትራት ኣብ ኣርባዕተ ጉዳያት ተዛቲዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒሰስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 100 ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣብ ኣርባዕተ ጉዳያት ተዛቲዩ ውሳነ ከምዘመሓላፈ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ከምዝሓበሮ፥ እቲ ዘተ ኣብ ደምቢ ኣታዊ ግብሪ ፌዴራል፣ ጡረታ…

ንኣባላት 6ይ ዙር ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣባላት 6ይ ዙር ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ጉዳይ ኣሰራርሓ እቲ ባይቶ ኣመልኪቱ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ። ሎሚ መዓልቲ ዝተጀመረ ስልጠና ኣባል እቲ ባይቶ፥ ብቀንዱ ኣብ ኣሰራርሓታት፣ ስነ-ስርዓታት፣ ደምቢታት እቲ ባይቶን ቤት ፅሕፈት ባይቶ ወከልቲ…

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ክተንብሮ ዝሓሰበቶ ማዕቐብ  ቻይና ተቓዊማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ክተንብሮ ዝሓሰበቶ ሓዱሽ ማዕቐብ  ቻይና ተቓዊማ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ሊጂያን ዣዎ ፥ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ክተንብሮ ዝሓሰበቶ ማዕቐብ  ቻይና ከምእትቃወም ኣብ ትዊተር ገፆም ፅሒፎም።…

ነዳዲ ኣቕረብቲ ትካላት ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 4 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነዳዲ ኣቕረብቲ ትካላት ኢጥዮጵያ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ካብ መሃያ ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ዝተዋፅአ 4 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይረን። ዋና ስራሕ  ኣፈፃሚ እቲ ትኣል ኣይተ ታደሰ ሀይለማሪያም፥ እቲ ድጋፍ ንኣካቢ ኮሚቴ ኣተኣኻኻቢ እቶት…

ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ፍትሓዊን ሚዛናዊን ዝኾነ ሓገዝ ክገብር ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ወድዓዊ ኩነታት ብልክዕ ብምግንዛብ ፍትሓዊን ሚዛናዊን ዝኾነ ሓገዝ ክገብር ይግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ፀዊዖም። ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ ምስ ሚኒስትር…