Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ማርቲን ግሪፍትስ ተዛቲዮም። እቶም ሓለፍቲ ኣብ ዙሪያ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣድሂቦም ኣብ ኒውዮርክ ተረኺቦም ኢዮም…

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ብልፅግና ኣብ ሃገራዊን ዞባዊን ዛዕባታት ኣድሂቡ ዘቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊን ዞባዊን ዛዕባታት ኣድሂቡ ከምዝዘተየ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ከምዝገለፁዎኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ዘተ ካብ ሞንጎ ዝተገበረሎም…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ሼክ ኣህመድ ቢን ኣህመድ ኣሊ ተዛቲዮም። እቶም ሓለፍቲ ኣብ ኒውዮርክ ተራኺቦም ኣብ ሓበራዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ብዕምቆት…

ኣብ ሰሜን ናይዛ ሃገር ክፍሊ  መንግስቲ ብሓላፍነት ስምዒት ዘካይዶ ናይ ሰብኣዊ ድጋፍ  ክሽፈን ኣይግባእን – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን  ሚኒስትር ገዳኣት ወፃኢን  ኣይተ ደመቀ  መኮንን ኣብ መበል  76  ናይ ው.ሕ.መ ጠቕላላ ጉባኤ ንምስታፍ  ኒው ዮርክ ኣሜሪካ ዝኣተዉ እንትኾኑ፤   ጎኒ ንጎኒ እቲ ጉባኤ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ሚስተር…

ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ስግኣት ብሄራዊ ድሕንነት ኣብ ምትራፍ ዕዉት ስራሕቲ ምስርሑ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣብ 2013 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ ህልውና ሃገር ዝተሃቀኑ ስግኣታት ብሄራዊ ድሕንነት ዝኾኑ ኣቐዲምካ ኣብ ምፍሻል ዕዉት ስራሕቲ ከምዝተሰርሑ ኣፍሊጡ። እቲ ብሄራዊ ኣገልግሎት፥ መዛዘሚ ኣፈፃፅማ ዘበነ ስራሕ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ናብ ኒዮርክ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ናብ ኒዮርክ ኣቲዮም። ኣይተ ደመቀ ኣብ መበል 76 ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንምስታፍ ኣሜሪካ ኒውዮርክ ምእታዎም ካብ ቤት ፅሕፈት ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰስትር ዝረኸብናዮ…

ኣብ ልዕሊ ድሕንነት ሃገር ልዑል ጉድኣት ከብፅሑ ዝኽእሉ መሳርሕቲታት ኢንፎርሞሽን ቴክኖሎጂ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ድሕንነት ሃገር ልዑል ጉድኣት ከብፅሑ ዝኽእሉ ዘይተፈቐዱ መሳርሕቲታት ኢንፎርሞሽን ቴክኖሎጂን መሳርሒታት መጭበርበርቲ ቴሌኮም ከምዝተትሓዙ ኤጀንሲ ኢንፎርሜሽንን መረብ ደሕንነትን ኣፍሊጡ። እቲ ኤጀንሲ ኣብ 2013 ዓ.ም ጥራሕ ብፍላይ…

ኩሎም ክፋላት ሕብረተሰብ ዘካተተ ርክብ መርበብ ሓበሬታ ንኽህሉ ይስራሕ ኣሎ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩሎም ክፋላት ሕብረተሰብ ዘካተተ ርክብ መርበብ ሓበሬታ ንኽህሉ እናተሰርሐ ምዃኑ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ተዛሪበን። “ናብ ሓዱሽ ጉዕዞ” ብዝብል ብኣሰናዳእነት ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮም ንዘሓለፈ ሓደ ዓመት እናተኻየደ ዝነበረ መዛዘሚ ቀዳማይ…

ዋና መስመር ሱዳን ብምቁፅፃር ኮሪደር ንምኽፋት ዝተመነየ ፀላኢ ሓፈሻዊ ሕልሙ ፈሺሉ – ብርጋዴር ጀኔራል ናስር አባዲጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና መስመር ሱዳን ብምቁፅፃር ኮሪደር ንምኽፋት ደልዩ ዝነበረ ፀላኢ ሓፈሻዊ ሕልሙ ከምዝፈሸለ ዋና ኣዛዚ 8ይ መካናይዝድ ክፍለ ጦር ብርጋዴር ጀኔራል ናስር አባዲጋ ገሊፆም። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወገን ቲሃ ቁፅሩ ካብ 1 ሺሕን 200 ክሳብ 1…

ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት 9 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት 9 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ዝተረኸቡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው፥ እቲ ትካል ናይ…