ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 80 ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት መንግስታት ምክያድ ጀሚሩ mizan mekonen Sep 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 80 ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት መንግስታት ስነ ስርዓት መኽፈቲ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ሓፈሻዊ ጉባኤ ብፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ንኢትዮጵያ ወኪሉ ይሳተፍ ኣሎ። ዋና ፅሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶንዮ ጉቴሬዝ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፕሬዚዳንት ታዬ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ 80 ዙር ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት መንግስታት ይሳተፍ ኣሎ Desta Sep 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ-ስላሴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ 80 ዙር ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት መንግስታት ይሳተፍ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ-ስላሴ ሓዊሱ፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሃደራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ቻይና ዕላዊ ዑደት ስራሕ የሳልጥ ኣሎ Desta Sep 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ቻይና ቤጂንግ ዕላዊ ዑደት ስራሕ የሳልጥ ኣሎ። መርሃ ግብሪ እቲ ዑደት፥ ኣብ ክሊ ሽግሽግ ዕዳ ንምዝታይን ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ መትሕብባር ኢኮኖሚ ንምጥንኻርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣከባብራ በዓል መስቀል ሰላምን ፍቕሪን ዝሰብኽ ክኸውን ይግባእ-ብፁእ ኣቡነ ሳዊሮስ Desta Sep 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መስቀል ናይ ሰላም በዓል ብምዃኑ ኣከባብርኡ ሰላምን ፍቕሪን ዝሰብኽ ክኸውን ይግባእ ኢሎም ዋና ኣካያዲ ስራሕ ላዕለዋይ ቤተ ክህነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ኣቡነ ሳዊሮስ። እታ ቤተ ክርስቲያን ምድላው ኣበዓዕላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሩህ ተስፋ መፃኢ ዝእመተሉ በዓል መስቀልን ዓጋመን Desta Sep 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መስቀል ኣብ ኣብ መላእ ክልል ትግራይ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ፣ ባህላዊን ያታዊን ትሕዝቶታት ዝኽበር በዓል ኢዩ። እቲ በዓል ኣብ ዞባ ምብራቕ ብፍላይ ድማ ከባቢ ዓዲ-ግራት፣ ግሎመኸዳ፣ ጋንታኣፈሹም፣ ሱብሓ ሳዕስዕ፣ ፃዕዳ እንባ ወዘተ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ መርኣያ ምብራኽ ኢትዮጵያ ኢዩ – ወ/ሮ ሮዛ ኡመር Desta Sep 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሕብረት ዕላዊ ዝኾነ ዓብዪ ገድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ መርኣያ ምብራኽ ኢትዮጵያ ኢዩ ኢለን ምክትል ረእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ወ/ሮ ሮዛ ኡመር። “ብሕብረት ክኢልና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መግለፂ ታሕጓስ ሰልፊ ደገፍ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህልውናን ብሄራዊ ረብሓታትን ሃገርና ንምሕላው ሰራዊትና ልዕሊ ማንም እዋን ድሉው ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህልውናን ብሄራዊ ረብሓታትን ሃገርና ንምሕላው ሰራዊትና ልዕሊ ማንም እዋን ድሉው ኢዩ ኢሎም ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡፡ ቤት ትምህርቲ ሓፂር ኮርስ ሕፁያት መኮንናት ሁርሶ መበል 26 ሰልጠንቲ ንስር ኮርስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ዘርኣዮ ደገፍ ንሃገራዊ ዕላማታት ልምዓት ተወፋይነት ዘርኢ እዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ mizan mekonen Sep 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ንምዝዛም ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ምዝዛሙ ስዒቡ ዘርኣዮ ህዝባዊ ደገፍ፣ ኣብ ሃገራዊ ዕላማታት ልምዓት ዘለዎ ተወፋይነት ዘርእይ እዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ላምሮት ብብዝሃ መልክዕ ብጥበብ ይግለፅ ኣሎ -ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው mizan mekonen Sep 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣድማሱ ዳምጠው ፋና ላምሮት ብብሩህ ጥበብን መንፈስን ክእለትን ብብዝሃ መልክዕ ሃገርና ብጥበብ ትግለፅ ኣላ ኢሎም። ንልዕሊ ክልተ ኣዋርሕ ብብርቱዕ ንሕንሕ ክካየድ ዝፀንሐ ውድድር 5ይ ፋና ላምሮት ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘመን ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኣብ ግምት ዘእተወ ወለዶ ንምህናፅ ይስራሕ ኣሎ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ mizan mekonen Sep 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሽቶታት ዲጂታል ኢትዮጵያን ዓለም በፂሓቶ ዘላ ዘመን ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስን ኣብ ግምት ዘእተወ ወለዶ ንምህናፅ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ነዚ ዝገለፁ ኣብ ኢንስቲትዩት…