Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ንኢትዮጵያ ንምጉዳእ ንባንዳታት ብገንዘብ ዝሕግዙ ሓይሊታት ይሃልዉ እምበር ኣይኽእሉዋን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንኢትዮጵያ ንምጉዳእ ንባንዳታት ብገንዘብ ዝሕግዙ ሓይሊታት ስለዘይኽእሉዋ ንሳቶም እንትኸስሩ ንሕና ጉዕዞና ክንቅፅል ኢና ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 10ይ ስሩዕ…

ኣፈላላይና ብሓይሊ ጥራሕ ናይ ምፍታሕ ልምምድ ብስእነት ሰላም ንክንነብር ካብ መንጎ ዝገበሩና ሓደ ኢዩ -ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብስእነት ሰላም ንክንነብር ካብ መንጎ ዝገበሩናን ካብዘይተፈላለናዮምን ምኽኒያታት ቀዳማይ ካብ ጥንቲ ሒዝናዮ ዝመፃእና ኣፈላላይና ብሓይሊ ጥራሕ ናይ ምፍታሕ ልምምድ ኢዩ  ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። 6ይ ቤት ምኽሪ…

ንባንኪታት ወፃኢ ዕድል ምሃብ ዓውዲ ፋይናንስ ሓዱሽ ቴክኖሎጂን ልምዲን ክረክብ ዝገብር ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪታት ወፃኢ ኣብ ኢትዮጵያ ክሳተፉ ምግባሩ ዓውዲ ፋይናንስ ሓዱሽ ቴክኖሎጂን ልምዲን ሒዙ ዝመፅእ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 10ይ ስሩዕ ኣኼባ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 10 ነጥቢ 7 ሚሊየን ሰባት ኣጓዓዒዙ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 10 ነጥቢ 7 ሚሊየን ሰባት ኣጓዓዒዙ ኢሎም ቀዳናይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምርካብ ኣብ ዝሃቡዎ ምላሽን መብርሂን፥ ኣብ ዓውዲ…

ኢትዮጵያ ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዋላ ሓንቲ ብር ልቓሕን ርዳእታን ኣይወሰደትን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዓብዪ ግድብ ሃድሰ ኢትዮጵያ ሓንቲ ቅርሺ ልቓሕን ርዳእታን እንተይወሰድና ዘዕወትናዮ ፕሮጀክት ኢዩ ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከለት ህዝቢ ብምርካብ ኣብ ዝሃቡዎ ምላሽን…

ኢትዮጵያ ነዳዲ እንተይሃለዋ ካብ መንጎ ቀዳማይ ምዕባለ ዘመዝገባ ሃገራት ሓንቲ ኢያ-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)6ይ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ መበል 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ዓስራይ ስሩዕ ኣኼባ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ይሳለጥ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ጉዳያት ኢኮኖሚ ጠሚቶም ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ…

ብኹሎም መዐቀኒታት ኣብ ኢትዮጵያ ዘዕግብ ዕውትነት ኢኮኖሚ ተመዝጊቡ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)6ይ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ መበል 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ዓስራይ ስሩዕ ኣኼባ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ይሳለጥ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ጉዳያት ኢኮኖሚ ጠሚቶም ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ…

ትካላት ሃገር ኣብ ግምት ዘእተወ ብራኸን ምውዳድን ክሰርሓ ይግባእ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ትካላት ሃገር ኣብ ግምት ዘእተወ ብራኸን ምውዳድን ክሰርሓ ኣለወን ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዘበሉ ንቀዳማይ ሚኒስትር ተፀዋዕቲ ዝኾና 14 ትካላት ኣፈፃፅማ…

ኩነታት ፀፅታ መበል ሻውዓይ ሃገራዊ ምርጫ ንምግምጋም ዝዓለመ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ዘሎ ኩነታት ፀፅታ መበል ሻውዓይ ሃገራዊ ምርጫ ንምግምጋም ዝዓለመ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምስ መዳርግቲ ኣካላት በምኻን ኣብ ዛዕባታት ፀፅታ ንምዝታይ ዘዳለዎ ከምዝኾነ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፅባሕ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ክህቡ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፅባሕ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ክህቡ ኢዮም። መበል ዓስራይ ስሩዕ ኣኼባ ሓምሻይ ዘበን ስራሕ መበል ሻድሻይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)…