ኣፈ ጉባኤታት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ምስ ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ካረን ባስ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎን ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህን ምስ ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ካረን ባስ ተዛቲዮም።
ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ንምግባር ትማሊ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዋ ኣባላት ኮንግረስ ኣሜሪካ…