ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣካል ምንቅስቓስ ጀነሬተር ህዳሰ ግድብ ናይ ምቕማጥ ስራሕ ብዓወት ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካል ምንቅስቓስ ጀነሬተር ህዳሰ ግድብ ናይ ምቕማጥ ስራሕ ብዓወት ተፈፂሙ። <span;>ኣብ ቀረባ እዋን ሓይሊ ከምዘፈልፍል ትፅቢት ዝግበረሉ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ክልተ ዩኒት አብ ዩኒት 10 ናይ ተርባይን ጀነሬተር ተሽከርካሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰለስቲኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ንክቕፅል ኢትዮጵያ ዘርኣቶ ቁርፀኝነት ንንእድ-ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ክርስቶፌ ሉቱንዱላ ኣብ ክልቲኣዊ ግዳያት ብምድሃብ ተዛቲዮም። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንመናእሰይን ኣባላት ሚሊሻን ትግራይ ፃውዒት ኣቕሪቡ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መናእሰይን ኣባላት ሚሊሻን ትግራይ ንመንግስቲ ኢዶም ንክህቡ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እቲ ጉዳይ ብዝምልከት ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ውሑዳት መራሕቲ ጁንታ ብዘለዎም ስግብግብ ድልየት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንተፈናቐልቲ ክልል ዓፋር 200 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልል ዓፋር ብወራሪ ህወሓት ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ዘወዕል 200 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር እታ ከተማ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤ እቲ ድጋፍ ንርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ አወል አርባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንተፈናቐልቲ ክልል ኣምሓራ ልዕሊ 385 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብወራሪ ህወሓት ንዝተፈናቐሉ ልዕሊ 385 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ። ካብ መንጎ ዝተገበረ ሓፈሻዊ ድጋፍ እቲ 350 ሚሊየን ብር ብጥረ ገንዘብ ዝተበርከተ እንትኸውን፥ 35 ሚሊየንን 134 ሺሕን 128…
ኮሮናቫይረስ ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ልዕሊ 302 ሺሕ ዶዝ ክታበት ኮቪድ-19 ድጋፍ ገይራ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ 302 ሺሕን 400 ዶዝ ክታበት ኮቪድ-19 ድጋፍ ገይራ። እቲ ክታበት ጆንሰን ኤንድ ጆንሰን ዝተብሃለ ከምዝኾነ ኣብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵታ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ኣብ ኢትዮጵያ ዝርአ ምልባዕ ቫይረስ ኮሮና ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ Gebremariam Weldegerima Sep 14, 2021 0 ብብርኪ ሃገር ከጋጥም ዝኽእል ምቁርራፅ ሓይሊ ንምቕናስ ዘኽእል ስራሕቲ ከምዝተፈፀመ ተገሊፁ ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ከጋጥም ዝኽእል ምቁርራፅ ሓይሊ ንምቕናስ ዘኽእል ስራሕቲ ምምሕያሽ ሲስተም ከምዝፈፀመ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ኣፈፃሚ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓለም ለኸ ፈተና ዝለዓለ ውፅኢት ዘመዝገበ ኢትዮጵያዊ ሰገን Gebremariam Weldegerima Sep 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ናትናኤል ሙሉጌታ ዝበሃል ኢትዮጵያዊ ሰገን ኣብ ካምብሪጅ ዓለም ለኸ ፈተና ለዑል ውፅኢት ኣመዝጊቡ። ነባርነቱ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኬፕታውን ዝኾነ ወዲ 16 ዓመት ሰገን ናትናኤል ዓለም ለኸ ፈተና ካምብሪጅ 2021 በምውሳድ ኢዩ ልዑል ውፅኢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሕክምና ንዝርከቡ ኣባላት ፖሊስ ጎቢኒዮም Gebremariam Weldegerima Sep 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፌዴራል ፖሊስ ሪፈራል ሆስፒታል ንዝርከቡ ኣባላት ፖሊስ ጎቢኒዮም። ኣብተ ዑደት ናይ ኢትዮጵያ ፌዴራል ፖሊስ ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገብረሚካኤልን ካልኦት ላዐዕለዎት ሓለፈተ ሳሐ ዐተ ተካልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዛሬማን ከባቢኡን ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Sep 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዛሬማን ከባቢኡን ብወገነ ሐይ ተታሒዙ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ። ኣብ ማይፀብሪ ግንባር ኣብ ዛሪማ ድብባህር ሊማሊሞ ደባርቕ ንምቑራፅ ውግእ ዝኸፈተ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ብምድምሳስ እቲ ከባቢ ካብቲ ሽብርተኛ ነፃ ምግባር ከምዝኸኣለ ኣብቲ ግናባር ዝርከብ…