Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዝሓፍሶ ዓወት ህዝቢ ወሎ ኣብ ግንባር ተሰሊፉ ዝገበረ ቃልሲ ኣብ ታሪክ ክዝከር ኢዩ-ኣየተ ብንልፍ ኣንዷለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዝሓፍሶ ዓወት ህዝቢ ወሎ ኣብ ግንባር ተሰሊፉ ዝገበረ ቃልሲ ኣብ ታሪክ ክዝከር ኢዩ ክብሉ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣየተ ብንልፍ ኣንዷለም ገሊፀም። ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ከምዝበልዎ ፥ ኣረጊት ዓመት ኣብ ፈተ…

መላእ ሰራዊትና ኣብ ኣድላዪት ሰዓት ንሃገርኩም ደው ብምባልኩም ሃገርኩም እውን ንኣኻትኩም ደው ክትብል ኢያ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መላእ ሰራዊትና ኣብ ኣድላዪት ሰዓት ንሃገርኩም ደው ብምባልኩም ሃገርኩም እውን ንኣኻትኩም ደው ክትብል ኢያ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ቲውተር ገፆም፥ ካብ ማይ ፀብሪ ግንባር ንጀግና ሰራዊትና ርሑስ ሓዱሽ…

ጀግንነት ሰራዊት ንኢትዮጵያ ዘኹረዐ ንፀላኢ ዘደንገፀ ኢዩ- ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጀግንነት ሰራዊት ንኢትዮጵያ ዘኹረዐ ንፀላኢ ዘደንገፀ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር  ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት ጦርን ቀዳማይ ሚኒስትርን ፌዴሪኢ ኣቢየ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት ኣብ ምዕራብ እዚ ማይ ፀብሪ ግንባር ምስ ሃገር…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት ምስ ሰራዊት ንምኽባር ናብ ግንባር ማይ ፀብሪ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት ጦርን ኣቢይ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት 2014 ዓ.ም ምስ ሰራዊት ንምኽባር ናብ ግንባር ማይ ፀብሪ ኣቲዮም። ኣብ ግንባር ማይ ፀብሪ ምስ ሰራዊት በዓል ንምኽባር ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጄኔራል ብርሃኑ…

ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ ዓመተ 2014 ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓዱሽ ዓመት ዓመተ 2014 ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለየ ምድላው ይኽበር ኣሎ። እቲ ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር መራሕቲ ሃይማኖትን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፊም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥ ቴሌግራም…

ባዕላ ዝኸኣለትን ዝማዕበለትን ኢትዮጵያ ንምፍጣር  ብሓድነት ደው ንበል- ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባዕላ ዝኸኣለትን ዝማዕበለትን ኢትዮጵያ ንምፍጣር  ብሓድነት ደው ንበል ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ተዛሪቦም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ሓዱሽ ዓመት ኣመልኪቶም ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ…

ኣብ 2013 ዓ.ም ካብ ዝረአናዮ ፀገም ወፂእና ዳግም ንከየጋጥም ምግባር እንኽእለሉ እንትንመሃረሉ ኢዩ- ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) "ታሪክ ባዕሉ ስቕ ኢሉ አይደግምን፤ ኣብዚ ዓመት ካብ ዝረአናዮ መከራ ክንወፅእን   ዳግም ንከየጋጥም ምግባር እንኽእለሉ እንትንመሃረሉ ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት 2014 ዓ.መ ኣመልኪቶም ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት 2014 ዓ.መ ኣመልኪቶም ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እዚ ሓዱሽ ዓመት እነኽብሮ ኣብ ወሳኒ ሃገራዊ ፈተናን ተስፋን ብምዃን ኢዩ…

ኣቦታት ዝተፈላለዩ ሃይማኖታት ሓዱሽ ዓመት 2014 ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦታት ዝተፈላለዩ ሃይማኖታት ሓዱሽ ዓመት 2014 ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ፥ ሓዱሽ ዓመት እንትመፅአእ ዘበነ ሓጎስን ተሃድሶን…

ሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብ ንሃገሮም ብጥበብ ደው ንምባል ዘርአዩዎ ተበግሶ ዝነኣድ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብ ንሃገሮም ብጥበብ ደው ንምባል ዘርአዩዎ ተበግሶ ንኢዶም። “እቶም ቀዳማይ ሚኒስር፥ ሰብ ሞያ ኪነጥበብ እዋናዊ ፈተና ኢትዮጵያ፣ ዓቕሚን ተስፋን ብሙዚቀኦም ኣርኢዮምና ኢዮም” ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ…