ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝርከቡ ዘኽታማት መውዐሊ በዓል ዝኸውን ህያብ ኣበርኪቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚነሲትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣዲስ ኣበባ ንዝርከቡ ዘኽታማት መውዐሊ በዓል ዝኸውን ህያብ ኣበርኪቶም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነናብገዝኦም ብኣካል ተረኺቦም ደጋፊን ተንከባኻቢን ዘይብሎም…