Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ስራሕቲ ሓገዝ ሰላምን ድሕንነትን ኢትዮጵያ ኣብ ሓደጋ ብዘየውድቕ መልክዑ ክኸውን ኣለዎ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ሓገዝ ሰላምን ድሕንነትን ኢትዮጵያ ኣብ ሓደጋ ብዘየውድቕ መልክዑ ክሳለጥ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚነስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ኣድሂቦም መግለፂ ሂቦም፡፡ ስለዝኾነ…

ሳልቫ ኪር ማያርዲት ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኢቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኢቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ እንትበፅሑ፥ ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ፣ ሚኒስትር ሰላም ሙፈሪሃት ካሚልን ሚኒስትር ሰራዊት…

ኢትዮጵያ ሉኣላዊነታን ናፅታን ንምሕላው ትገብሮ ፃዕሪ ቻይና ከምትድግፍ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሉኣላዊነታን ናፅታን ንምሕላው ኣብ ትገብሮ ፃዕሪ ቻይና ከምትድግፍ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ያንይ ዪ ኣፍሊጦም። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ያንይ ዩ…

ህወሓት ብዝፈፆሞ መጥቃዕቲ ኣብ ክልል ዓፋርን ኣምሓራን ልዕሊ 500 ሺሕ ዜጋታት ተፈናቒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ሰላም ሚኒስትርን ናይ ብሄራዊ ህፁፅ ግዜ ምላሽ መተሓባበሪ ኮሚቴ ኣካቢት ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል፥ ህወሓት ብዝፈፆሞ መጥቃዕቲ ኣብ ክልል ዓፋርን ኣምሓራን ልዕሊ 500 ሺሕ ዜጋታት ተፈናቒሎም ክብላ ገሊፀን። ኣብ ሰሜናዊ ክፋል እዛ ሃገር ኣብ…

ነቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት እንትሰርሑ ዝነበሩ ናይ ሰራዊት ኣባላት ናይ ጥፍኣተኛታት ውሳነ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣  19 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ደቡብ እዚ ወታደራዊ  ቤት ፍርዲ ናይቲ እዚ ናይ ሰራዊት አባላት ኮይኖም ነቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት እንትሰርሑ ዝነበሩ ናይ ሰራዊት ኣባላት ናይ ጥፍኣተኛታት ውሳነ ሂቡ። እቶም ኣባላት ሰራዊት ንሕገ-መንግስቲን ንሃገሮምን ዝኣተውዎ ቃል ኪዳን…

ወ/ሮ ሙፈሪሃት ምስ ፍሉይ ተወካሊ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ፍሉይ ተወካሊ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዶክተር ኣኔቴ ዌበር ተዛቲየን። ወይዘሮ ሙፈሪያት ኣብ ዘተአን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ዞባዊ ጉዳያትን ኣመልኪተን መብርሂ ሂበን። ሕበረት ኣውሮፓ…

መበል ሳልሳይ ለበዳ ኮቪድ 19 ኣብ ኢትዮጵያ ምግጣሙ ዘርእይ ምልክት ምርኣዩ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሳልሳይ ለበዳ ኮቪድ 19 ኣብ ኢትዮጵያ ምግጣሙ ዘርእይ ምልክት ምርኣዩ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ልያ ታደሰ  ኣፍሊጠን። ኣብ ኢትዮጵያ ለበዳ ኮቪድ 19 ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ጥራሕ 5 ሺሕን 547 ሰባት ከምዝተለኸፉ ገሊፀን። ኣብ ሓደ መዓልቲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ብስልኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣  17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ናፍታሊ ቤኔት ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣበ ዘተኦም ኣብ ክልቲኣዊን ኩ መዳይ ጉዳያትን ከምዝተላዘቡ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ገሊፆም። ብተወሳኺ ከልቲኣወ ርክብ ክልቲአን ሃገራት…

መፃኢ ግዘ ሓምለዋይን ውሕስና ምገቢ ነረጋግፀሉን እዋን ክኸውን ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ዘሳለጥናዮም ስራሕቲ ሕርሻ እንተደጊምናዮ መፃኢ ግዘ ሓምለዋይን ውሕስና ምገቢ ነረጋግፀሉን እዋን ክኸውን ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም…

ጉዕዞ ለውጢን ልምዓትን ኢትዮጵያ ብእኩይ ዕላማ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣይተዓናቐፍን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሐሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉዕዞ ለውጢን ልምዓትን ኢትዮጵያ ብእኩይ ዕላማ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ከምዘይተዓናቐፍ ዳይሬክተር ኢንዶክትሪኔሽን ሓይሊ ኣየር ኮሎኔል ተሾመ በዳዳ ገሊፆም። ኣብ ኣዋሽ ኣርባ ትምህርቲ ቴክኒክ ውግእ ንዝስልጥኑ ምልምል ወታደራት፥ ኣባላት ጉጅለ ኪነ-ጥበብ…