Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ መላእ ሃገር ንሰራዊት ምክልኻል ድጋፎም ንዘርአዩ ሓለውቲ ኢትዮጵያ ኣመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መላእ ሃገር ንሰራዊት ምክልኻል ድጋፎም ንዘርአዩ ሓለውቲ ኢትዮጵያ ኣመስጊኖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ሓገዞም ብተግባር ብምርኣይ፣ እዛ ተዓዋቲት ሃገር ንምሕላው ኣብ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ናይ ትግራይ ተወለድቲ ንመከላከያ ሰራዊት ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ናይ ትግራይ ተወለድቲ ንመከላከያ ሰራዊት ደም ለጊሶም። “ንሕና ተጋሩ ንኢትዮጵያ ኩሉ ጊዘ ደጀን ኢና” ዝበሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖኖሎጂን ዶ/ር ኣብረሃም በላይ፥ እቲ ጉጅለ ራዕዲ ንህዝቢ ትግራይ ኣይውክልን ኢሎም።…

ኣፍሪካውያን ኣብ ኣፀጋሚ እዋን ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ምስላፍኩም ነመስግን-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን እትድግፉ ዘለኹም  ኣፍሪካውያን የሕዋትን ኣሓትን፣ መራሕቲን ምሁራንን ኣብጎንና ደው ብምባልኩም ነመስግን ክብሉ ቀዳማይ   ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ልክዕ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ታሪካዊ ቃልሲታት ውሽጢ ምስ ካልኦት ጎኒ ደው…

ጋሸና ናፃ ወፂኣ – ሓጋዚ ኮሚሽነር ቢሰጥ ጌታሁን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታዉ ሸሊኹ ኣብ ዝኣተወሉ ከባቢ ጋሸና ስዕረት ተጎልቢቡ ከምዝተደምሰሰ ሓጋዚ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊሰስ ክልል ኣምሓራ ቢሰጥ ጌታሁን አረጋጊፆም። ሰራዊት ምክልኻል እዚ ደቡብን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ብዝገበሩዎ ቅልጡፍ ኦፕሬሽን ዓወት ከምዝተረኸበ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ቱርኪ ዝገበሩዎ ዑደት ዕዉት ነይሩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ቱርኪ ዝገበሩዎ ዑደት ዕዉት ከምዝነበረ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ሳምንታዊ መግለፂ ሂቦም። ኣብ መግለፂኦም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ቱርኪ…

ኣርባዕተ ስምምዓት ኢትዮጵያን ቱርኪን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቱርክን ኣርባዕተ ስምምዓት ተፈራሪመን። ክልተኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ቱርኪን 125 ዓመት ዝሓለፎ እንትኸውን፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ኣብ ዝገበሩዎ ዕላዊ ዑደት ኣርባዕተ ስምምዓት ብምፍርራም ተዛዚሙ። ንሳቶም እውን…

ኢትዮጵያን ቱርክን ብወታደራዊ ዓውዲታት ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቱርክን ብወታደራዊ ዓውዲታት ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕ ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት ናይ መከላከያ ሚኒስትር ዶክተር ቀነአ ያደታ ምስ ናይ ቱርኪ መሰተኦም  ፊርመኦም ኣንቢረሙሉ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቱርኪ ናይ እንኳዕ ደሓን መፅኡ ኣቀባብላ ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣  12 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቱርኪ ናይ እንኳዕ ደሓን መፅኡ ኣቀባብላ ተገይሩሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብታ ሃገር ዘቕንዑ እንትኾኑ፥ ብፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይፕ ኤርዶኻን ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሎም።…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ቱርክ፣ ኣንካራ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ቱርክ፣ ኣንካራ ኣምሪሖም።   እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብታ ሃገር ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ምስ ፕሬዚደንት ረሲፕ ታይፕ ኤርዶጋንን ክራኸቡ ኢዮም።…

ኣብ ፍሎሪዳ ግዝኣት ልዕሊ 69ሺሕ ናይ ኣሜሪካ ዶላር  ድጋፍ ንተፈናቐልቲ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፍሎሪዳ ግዝኣት ልዕሊ 69ሺሕ ናይ ኣሜሪካ ዶላር  ድጋፍ ንተፈናቐልቲ ተኣኪቡ። እቶም ኣብቲ ከባቢ ዝነብሩ ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን ንዝገበርዎ ደገፍ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ፍጹም አረጋ አመስጊኖም። ኢትዮጵያዊያንን…