ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፍሉይ ሉኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛቲየም Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መከነን ምስ ፍሉይ ሉኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ጄፍሪ ፊልትማን ተዛቲየም። ኣብ ፃንሒቶም ርክብ ክልቲአን ሃገራት ተሪካዊ፣ ዝፀንሐ፣ ኣብ ናይ ሓባር ድልየትን ራእይን ዝተደረኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፍርዲ ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ሓዊሱ ብግብረ ራዕዲ ዝተኸሰሱ 41 ተኸሰስቲ ፖሊስ ፌዴራል ናብ ሕጊ ንኸቕርብ ኣዚዙ Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፍርዲ ዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል፣ ኣይ ጌታቸው ኣሰፋን ኣይተ ጌታቸው ረዳን ሓዊሱ ብግብረ ራዕዲ ዝተኸሰሱ 41 ተኸሰስቲ ፖሊስ ፌዴራል ናብ ሕጊ ንኸቕርብ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ። ብገበን ግብረ ራዕዲ ክሲ ካብ ሞንጎ ዝተመስረተሎም 62 ተኸሰስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኪነ ጥበብ ኩሉ ጊዘ ምስ ናይ ኢትዮጵያ ጀግንነት ኢያ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኪነ ጥበብ ኩሉ ጊዘ ምስ ናይ ኢትዮጵያ ጀግንነት ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓሐፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ መሰጠኒ ማእኸላት ዝግጅቶም ንዘቕረቡ ሰብ ሞያታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓወት ግንባር ዓፋር ኣብ ግንባር ምዕራብ እውን ተጠናኺሩ ቀፂሉ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2021 0 ኣብ ኣምሓራ ክልል ኣብ ምዕራብ ግንባር ኣብ ዛሬማ፣ ጨው በርን በር ማሪያምን ዝተብሃሉ ከባቢታት ናይ ሃገር መከላከያ ሰራዊት ፤ ናይ ኣየር ሓይሊ ፣ ንሰራዊት ደጀን ዝኾነ ናይ ኣምሓራ ህዝቢ፣ ናይቲ ክልል ፍሉይ ሓይሊን ዕጡቕን ብምውዳድ ኣብ ልዕሊ ሽብርተኛ ህወሃት ዕጡቕ ጉጅለ ብዝወሰድዎ ስጉምቲ እቲ…
ቢዝነስ ንኣትሌታትን ኣሰልጠንቲን ሽልማት ተበርኪቱ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ደቡብ ክልል መንግስቲ ኣብ ቶኪዮ 2020 ኦሎምፒክ ሜዳልያ ንዘርከቡ ኣርባዕተ ኣትሌታትን ኣሰልጠንቲን ሽልማት ተበርኪቱ። ንሰለሞን ባረጋ 500ሺህ ብር፣ 10 ሺሕ ካሬሜትር ኣብ ወልቂጤ ከተማ ንኢንቨስትመንት ቦታ ከምኡውን ናይ ማዕርግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ፀሓይ ሕሶት እንትትጠልቕ መፃወዲያ ሽርሐኛታት ክብጠስ ኢዩ!!” Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2021 0 ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተውሃበ መግለፂ ኩሉ ግዘ ቅድሚ ምውግሑ ዓሚቕ ፀልማት ይኸውን። ኣብ ውሽጢ ስግግር ምሸትን ወጋሕታን ዘይሓለፈ ወለዶ የለን። ብርቱዕ ፀልማት ዋግዋጎ ወጋሕታ ዘብስር ስለዝኾነ፣ እቲ ምሸት መሲዩ እንተተረፈኸ? ወይ ድማ ወጋሕታ እንተዘይመፅአኸ?’ ኢልና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ግምባር ወሎ ተረኺቦም ኣብቲ ቦታ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣበረታቲዖም Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ግምባር ወሎ ወረዳ ኣምባሰል ከተማ ውጫሌ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣበረታቲዖም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዝገለፁዎ፥ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እዛ ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 1 ሚሊየን ብር ዝግመት መድሓኒት ደገፍ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ክፍለ ከተማ ቦሌ ወረዳ 7 ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 1 ሚሊየን ብር ዝግመት መድሓኒት ደገፍ ገይሮም። እቲ ክፍለ ከተማ ልዕለ 80 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ ምንብሩ ይዝከር። ዝኾነ ይኹን ገንዘብን ናውቲን ህይወት ክገዝእ ኣይኽአልን፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ራዕይ ንተጋሩ ኢትዮጵያውያን ሃገራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ተጣይሹ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብተወለድቲ ትግራይ ራዕይ ንተጋሩ ኢትዮጵያውያን ሃገራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ተጣይሹ። ኣይተ ሊላይ ሃይለማርያም እቲ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ምጥያሹ ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብዝተወሰኑ ተወለድቲ ዓድዋ ገዛእቲ መደብ ህዝቢ ትግራይ ይብደል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ኣብ ዘለዋ ዩንቨርስቲታት ኣብ 2013 ዓ.ም ትምህርቶም ዝወድኡ ተምሃሮ ዝምረቕሉ ኩነታት ንምምዕርራይ ክስራሕ ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ዘለዋ ዩንቨርስቲታት ኣብ 2013 ዓ.ም ትምህርቶም ዝወድኡ ተምሃሮ ዝምረቕሉ ኩነታት ንምምዕርራይ ክስራሕ ኢዩ ከብል ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ። እቲ ሚነስቴር ኣብ ተግራይ ካብ ዝርከቡ ዩንቨርስቲታት 10…