ማሕበረሰብ ዓለም ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘብፅሖ ዘሎ ኢሰብኣዊ ተግባር ንከውግዝ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዓለም ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘብፅሖ ዘሎ ኢሰብኣዊ ተግባር ንከውግዝ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሓቲቱ።
ንፌዴራል መንግስቲ ተዂሲ ተናፀል ደው ንክብል ውሳነ ንክመሓላለፍ ሕቶ ዝቐረበ ህይወት ዜጋታት ካብ ሓደጋ ንምድሓን ከምዝኾነ እቲ…