Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣብ ትግራይ ዝርከባ ዩኒቨርሲቲታት ስሩዕ ምምሃር ምስትምሃር የካይዳ ከምዘለዋ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዝርከባ ዩኒቨርሲቲታት ስሩዕ ምምሃር ምስትምሃር የካይዳ ከምዘለዋ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ። እዚ ድማ ኣብታ ክልል ካብ ዘለዎ ዓለም ለኸ ትከላት ከምረጋገፀ ኣፍሊጡ። ዝተፈላለያ ዓለም ለኸ ሚዲያተታእ…

ኣርኣያ ርህራሀ ኢትዮጵያ ዝነበረን ኣበበች ጎበና ካብዚ ዓለም ብሞት ምፍላየን ኣዚዩ ኣሐዚኑኒ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣርኣያ ርህራሀ ኢትዮጵያ ዝነበረን ዶክተር ኣበበች ጎበና ካብዚ ዓለም ብሞት ምፍላየን ኣዚዩ ኣሐዚኑኒ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንቤተሰብ፣ ፈተውቲን ካልኦት አካላትን ካብ ልቢ ምፅንዕናዕ ምምንዮም ኣብ…

ህንፀት ግድብ ህዳሰ ብመሰረት ዝተትሓዘሉ ትልሚ ይሳለጥ ኣሎ-ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2013 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ግድብ ህዳሰ ብመሰረት ዝተትሓዘሉ ትልሚ ይሳለጥ ኣሎ ክብሉ ሚኒስትእ ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ገሊፆም። ኣባላት ቦርድ እቲ ሚኒስቴር ምስ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ብምዃን ህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝበፅሐሉ ብርኪ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ፍሉይ ኣኼብኡ ከሳልጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2013 ዓ. ም(ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ፅባሕ መበል ሓምሻይ ዘበን ሻድሻይ ዓመት ዘበን ስራሕ ራብዓይ ፍሉይ ኣኼብኡ ከሳልጥ ኢዩ። እቲ ኣኼባ ሰዓት 3 ቅድሚ ቀትሪ ጀሚሩ ከምዝካየድ ተገሊፁ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…

ሻውዓይ ምዕራፍ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ብድሙቕ ኩነታት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሻውዓይ ምዕራፍ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ብድሙቕ ኩነታት ተኻይዱ። ንተዓወትቲ ሻውዓይ ምዕራፍ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት 500 ሺሕ ብር ሽልማት ተበርኪቱሎም። ኣብቲ ምዕራፍ ተሳተፍቲ ንምዃን ልዕሊ 1 ሺሕን 500 ዝኾኑ ድምፃውያን መናእሰይ ካብ…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት “ማረፊያ” ዝብል ስያመ ዘለዎ ፕሮግራም ተሃድሶ ሬዲዮ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት "ማረፊያ" ዝብል ስያመ ዘለዎ ፕሮግራም ተሃድሶ ሬዲዮ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ጀሚሩ። እቲ ፕሮግራም ኩሉ ግዘ ዕለተ ሰሉስ ሰዓት ካብ 5:00-900  ብፋና ኤፍ ኤም 98.1 ዝመሓላለፍ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ነቲ ፕሮግራም ዋና…

ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ሉእላውነት ኢትዮጵያ ሙሉእ ንሙሉእ ከኽብር ይግባእ-ቻይና

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ሉእላውነት ኢትዮጵያ ሙሉእ ንሙሉእ ከኽብር ይግባእ ክብሉ ልኡኽ ቻይና ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣተሓሳሲቦም። ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውሕመ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት ትማሊ ኣኼባ ኣካይዱ። ኣብቲ…

ቤት ምኽሪ ፀፅታ መንግስቲ ኣብ ትግራይ ዝገበሮ ብተናፀል ስምምዕነት ደው ምባል ተኹሲ ንኢዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ዝገበሮ ብተናፀል ስምምዕነት ደው ምባል ተኹሲ ንኢዱ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት ኣኼባ ኣካይዱ። እቲ ስጉምቲ ናብ ትግራይ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንድሕንነት ኢትዮጵያ ስግኣት ኮይኑ ንኸይቕፅል ሙሉእ ብሙሉእ ተደምሲሱ ኢዩ – ሌ/ጄ ባጫ ደበሌ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንድሕንነት ኢትዮጵያ ስግኣት ኮይኑ ንኸይቕፅል ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝተደምሰሰ ዋና መተሓባበሪ ክፍሊ ስራሕቲ ህንፀት ሰራዊት ምክልኻል ሌተናል ጄነራል ባጫ ደበሌ ገሊፆም። ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ ምስ ላዕለዎት መኮንናት እቲ ክፍሊ…

ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኣብ ክልል ትግራይ ዝካየድ መሊስካ ህንፀት ሓገዝ ንኽገብር ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኣብ ክልል ትግራይ ዝካየድ መሊስካ ህንፀት ሓገዝ ንኽገብር መንግስቲ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ደመቀ መኮንን መንግስቲ ዝወሰዶ በይናዊ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ኣመልኪቶም ተቐማጥነቶም…