ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት መስመር ሓገዝ ንምግዳብ ንድልድል ተከዘ ኣዕኒዩዎ Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት መስመር ሓገዝ ንምግዳብ ኮነ ኢሉ ንድልድል ተከዘ ከምዘዕነዎ ተገሊፁ። ሓረስቶት ትግራይ ክረምታዊ ሕርሻ ንኽሰርሑ ንምሕጋዝ ዝወፅአ ኣዋጅ ሰብኣዊ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ዝነፀገ እቲ ጉጅለ፥ ናብቲ ክልል ዝወስድ መስመር ሓገዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃ ናይ መወዳእታ ውፅኢታት መረፃ ዕላዊ እናገበረ ይርከብ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ናይ ኩሎም ክልላት መረፃ ውፅኢት መረፃ ክገልፅ ከምዘይከኣለ ገሊፁ። ካብ ሞንጎ እቶም ምኽንያታት፥ ከይዲ ምድማር ብዘይምዝዛሙን ብፀገም ሕፅረት ትራንስፖርት ውፅኢት መረፃ ናብ ማእኸል ተጠቓሊሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ደቡብ ኮሪያ መዘነኦም ብስልኪ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኮሪያ ቹንግ ኢዩ ዮንግ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም መዘነኦም ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ዝፀንሐ ኩለመዳይ ርክብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ምስ ከይዲ ምሃብ ድምፂ ተተሓሒዙ ስምዕታ ምስ ዘቕረቡ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ከይዲ ምሃብ ድምፂ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ተተሓሒዙ ስምዕታ ምስ ዘቕረቡ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ። ኣካቢት እቲ ቦርድ ብርቱካን ሚደቅሳን ምክትል ኣካቢ እቲ ቦርድ ዝኾኑ ውብሸት ኣየለን ኣብ ዝተረኸቡሉ ዝተሳለጠ እቲ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ምውሳኑ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን ኣፍልጦ ይህበኦ ኣለዋ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ምውሳኑ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን ኣፍልጦ እናሃበኦ ምዃነን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ ዝሃቡዎ ሳምንታዊ መግለፂ፥ ቅድሚ ሕዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ግራይ ዝተኣወጀ በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ኢትዮጵያ ንዘንፀላለዋ ናይ ስግኣት ክትዳሎ ስለዝግባኣ ዝተወሰነ ኢዩ – ሌ/ጀ ባጫ ደበሌ Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ክልል ግራይ ዝተኣወጀ በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ኢትዮጵያ ንዘንፀላለዋ ናይ ስግኣት ክትዳሎ ስለዝግባኣ ዝተወሰነ ከምዝኾነ ዋና መተሓባበሪ ህንፀት ሰራዊ ምክልኻል ፌዴሪኢ ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ ገሊፆም። ሌተናል ጀኔራል ባጫ ደበሌን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለያ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ዝኣወጀቶ ቅዋም ምቁራፅ ተኹሲ ዝበረታታዕ ከምዝኾነ ገሊፀን Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ዝወሰደቶ ስጉምቲ ምቁራፅ ተኹሲ ዝበረታታዕ ከምዝኾነ ገሊፀን። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦመግለፂ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ዝወሰዶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራት ግብረ ራዕዲ ብሓባር ምክልኻል ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳያት ኣድሂቦም ይዝትያ ኣለዋ Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ግብረ ራዕዲ ብሓባር ምክልኻል ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳያት ብምድሃብ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ፍሬኣለም ሽባባው ኣብቲ መድረኽ ዘተ እናተሳተፋ ይርከባ። እተን ሚኒስትር ዲኤታ፥ ኢትዮጵያ ኣብቲ ትካል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ 160 ክልላት መረፃ ስምዕታ ኣቕሪቦም – ቦርድ መረፃ Gebremariam Weldegerima Jun 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ 160 ክልላት መረፃ ስምዕታ ከምዘቕረቡ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣካቢት እቲ ቦርድ ሎሚ መዓልቲ ወይዘሪት ብርቱካን ሚደቅሳ ንጋዜጠኛታት መግለፂ እናሃባ ይርከባ፡፡ ኣብ መግለፂአን ድማ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምስ መንግስታት ፈረንሳይን ጣሊያንን ዝተገበሩ ስምምዓት ምክልኻል ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Jun 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ምስ መንግስታት ፈረንሳይን ጣሊያንን ዝተገበሩ ስምምዓት ምክልኻል ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ 6ይ ዓመት መበል 16 ስሩዕ ኣኼቡኡ፥ ምስ መንግስታት ፈረንሳይን ጣሊያንን ዝተገበሩ ስምምዓት ምክልኻል ኣመልኪቱ…