ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ናይ ምትእኽኻብ ወፍሪ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር ዝተወለዐ ፀገም ሓገዝ ንዘድሊዮም ዜጋታት ዝኸውን ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምትእኽኻብ ወፍሪ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዘካየዶ ወራርን ብዝፈፀሞ ጥፍኣትን ዝበፅሐን እናበፅሐ ዝርከብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልላት ሃረሪ፣ ሶማሌን ደቡብን ዝካየድ መረጻን ህዝበ ውሳነን ብሰላም ይሳለጥ ኣሎ – ብርቱካን ሚደቅሳ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ሃረሪ፣ ሶማሌን ደቡብን ዝካየድ መረጻን ህዝበ ውሳነን ብሰላም እናተሳለጠ ምዃኑ ኣካቢት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ብርቱካን ሚደቅሳ ገሊፀን። 14 ሰነ ዝተኻየደ ሃገራዊ መረፃ ምስ ሰላምን ድሕንነትን ተተሓሒዙ ክካየድ ኣብ ዘይከኣለሎም ክልላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መበል 76 ጉባኤ ውሕመ ብኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘተ ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 76 ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ዋፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘተ ከምዘካየደ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር ይልቃል ከፍኣለ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ኣምሓራ ዝነበሩ ዶክተር ይልቃል ከፍኣለ ኣስረስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተሾይሞም። ብምንይችል ኣዘዘው እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስረታ ጉባኤ መንግስቲ ክልል ሲዳማ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስረታ ጉባኤ ሓዱሽ መንግስቲ ክልል ሲዳማ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ ጉባኤ ሰለስቲኦም ኣካላት መንግስቲ ማለት እውን መውፅኢ ሕጊ፣ ተርጓሚ ሕጊን ኣፈፃሚን ክሽየሙ ኢዮም፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ካቢኔ መንግስቲ እቲ ክልል ንምጥያሽ፥ ርእሰ ምምሕዳር፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 6ይ ዙር መስራቲ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 6ይ ዙር መስራቲ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ቤት ምኽ ኣብ ውዕሉኡ ዝተፈላለዩ ሽመታት ከፅድቕ ኢዩ ክብል ኣሚኮ ፀብፂቡ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ከድር ጃዋር ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኮይኖም ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ኮይኖም እናገልገሉ ዝነበሩ ኣይተ ከድር ጃዋር ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኮይኖም ተሾይሞም። ኣይተ ከድር ኣብ ዝተፈላለዩ ብርኪታት ኣመራርሓ እቲ ፓርቲ ዘገልገሉ እንትኾኑ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ድማ ምክትል ከንቲባ እታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ሙፈሪሃት ምስ ዓለም ለኸ ሓለፍቲ ትካላት ኣቕረብቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዘሎ ከይዲ ዝርገሐ ሰብዓዊ ሓገዝ ኣመልኪተን ምስ ዓለም ለኸ ሓለፍቲ ትካላት ኣቕረብቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ተዛቲየን። ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዝርገሐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ልዕሊ 50 ተንቀሳቐስቲ ጉጅለ ጥዕና ተዋፊሮም Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ሰብኣዊ ሓገዝቲ ብምውዳድ ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ልዕሊ 50 ተንቀሳቐስቲ ጉጅለ ጥዕና ከምዝተዋፈሩ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። ኮሚቴ ሚኒስትራት ማእኸል መተሓባበሪ ብሄራዊ ህፁፅ እዋን ሰሙናዊ ኣኼቡኡ ኣካይዱ፡፡ ኣብ ክልላት ዓፋርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣባላት ካቢኔ ብምሽዋም ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Sep 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ምስረትኡ ዘሳለጠ ሓዱሽ ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሽመት ኣባላት ካቢኔ ብምፅዳቕ ተዛዚሙ። ከንቲባ ወ/ሮ አዳነች ኣቤቤ ኣባላት ካቢኔ ናብቲ ቤት ምኽሪ ዘቕረባ እንትኾና፥ እቲ ቤት ምኽሪ እውን ብዝቐረቡ ሕፁያት ርኢቶ ብመሃብ…