ምንቅስቓስ ናይ ውሽጢን ወፃኢን ሓይሊታት ስግኣት ዝምክቱ ምውፋራት ተወጊኖም – ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ምንቅስቓስ ናይ ውሽጢን ወፃኢን ሓይሊታት ስግኣት ዝምክቱ ምውፋራት ተወጊኖም ኢሉ፡፡
ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ገምጋን ኣፈፃፅማ ቀዳማይ መንፈቕ ዓመት በጀት ዓመት 2018 ስትራቴጂክ ኣመራርሓ እቲ…