ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ክልተኣዊ ርክበን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ክርስቶፈር ላንዳው ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ዘለወን ክልተኣዊ ርክብ ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝኽእሉሎም ጉዳያት ተመያይጦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኣየር ብዝወገኖም ተግባራት ሪፎርም ኣብ ርኡይ መገዲ ለውጢ ይርከብ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ብዝወገኖም ተግባራት ሪፎርም ኣብ ርኡይ መገዲ ለውጢ ይርከብ ኢሎም። እቲ ሓይሊ ኣየር ንሰለስተ ዓመታት ዝሰልጠኑ ኣብረርቲ፣ ሕፁያት መኮንናትን ቴክኒሻናትን…
ቢዝነስ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ልዕሊ 320 ቢሊየን ብር ልቓሕ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዘበኑ ዝጠልቦም ቴክኖሎጂታት ብምትግባር ንዓማዊሉ ቅልጡፍን ዘተኣማምንን ኣገልግሎት እናሃብኩ ይርከብ ኢሉ። ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ቅነ ኣገልግሎት ዓማዊል ኣካይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ገንዘብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማታት ውቁባትን ንነበርተን ምቹኣትን ንምግባር ዘኽኣለ ልምዓት ኮሪደር Desta Jan 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ኣብ ከተማታት ብሩህ ተስፋ ዘድምቑ ዓበይቲ ዓወታት ተመዝጊቦም ኢዮም። ካብ መንጎ እቶም ዓወታት ብቐዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፍልፍል ሓሳብ ዝተጀመረ ልምዓት ኮሪደር ብቐዳምነት ይፅራሕ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ቫይረስን ማርበርግ ምቁፅፃር ምኽኣላ ለበዳ ናይ ምክልኻል ዓቕማ ዘርኢ ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ቫይረስን ማርበርግ ዝተቖፃፀረትሉ መገዲ ሃንደበታዊ ዝርገሐ ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕማ ዘርኢ ኢዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ፡፡ ሃንደበታዊ ሓደጋ ጥዕና ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ዓወታት ቅልጡፍ ምላሽ ኣመራርሓን ሕማም ቫይረስ…
ቢዝነስ ባንክታት ንዝተመረፁ ናውቲታት ኣታዊ ዋጋ ጉምሩክ ከም መርኣዪ ዋጋ ክጥቀሙ ኢዮም-ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ Desta Jan 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንክታት ካብ 19 ጥሪ 2018 ዓ.ም ጀሚሮም ንዝተመረፁ ናውቲታት ኣታዊ ዋጋ ጉምሩክ ከም መርኣዪ ዋጋ ክጥቀሙ ኢዮም ኢሉ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ። ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ እቶም ባንኪታት ነዝተመረፁ ናውቲታት ሰነድ ልቓሕ ይኹን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሓይሊ አየር ኢትዮጵያ ሰማይ ወሰን ኮይኑ ኣይፈልጥን-ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Desta Jan 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንሓይሊ አየር ኢትዮጵያ ሰማይ ወሰን ኮይኑ ኣይፈልጥን፤ ኣሰር ጅግንነቱ ዘንብረሉ፣ ብቕዓቱ ዝልከዐሉን ናይ ሃገር ኩርዓት ዝእውጀሉን ሰፊሕ መፃወቲ ሜድኡ ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። እቶም ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ኢትዮጵያ ጥቕሚ ንምኽባር ካባና ካብ ኢትዮጵያውያን ወፃእ ካልእ ዝኾነ ሰብ ግቡእ ኣይብሉን – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Jan 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ኢትዮጵያን ጥቕሚ፣ ድልየት ንምኽባር ካባና ካብ ኢትዮጵያውያን ወፃእ ካልእ ዝኾነ ሰብ ግቡእ ኣይብሉን ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ናይ ኢትዮጵያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ኤክስፖ ኣቪዬሽን 2026 ተኻይዱ mizan mekonen Jan 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ዝተረኸብሉ መበል 90 ዓመት ክብረ በዓል ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ምኽንያት ብምግባር ዝተዳለወ መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ኤክስፖ ኣቪዬሽን 2026 ተኻይዱ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓን ኣባላትን ህዝባዊ ትካል ፋኖ ኣምሓራ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ኣዲስ ኣበባ ዑደት ኣሳሊጦም Desta Jan 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓን ኣባላትን ህዝባዊ ትካል ፋኖ ኣምሓራ(ኣፋሕድ) ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ኣዲስ ኣበባ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብ መንጎ መንግስቲ ክልል ኣምሓራን ህዝባዊ ትካል ፋኖ ኣምሓራ(ኣፋሕድ)ን ክካየድ ዝፀንሐ ከይዲ ደርድር ተዛዚሙ ኣብ ቀረባ እዋን ስምምዕነት…