ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ማእኸል ምርመር ኣመራርሓ ኣፍሪካ ብዝብል ንክስየም ተወሲኑ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ማእኸል ምርመር ኣመራርሓ ኣፍሪካ ብዝብል ንክስየም ወሲኑ። እቲ ኣካዳሚ ሕቶታት ኣመራርሓ መበል 21 ክፍለ ዘመን ንምምላእ ዘኽእል ዓቕሚ ዘለዎም ተመራመርቲ ዘፍሪን ኣተሓሳስባ ዕብየት ተኮር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ሓይሊ ድሕንነትን ፀፅታን ሃገራዊ ምርጫ ሰላማዊ ኮይኑ ንክዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት አመስጊኑ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ሓይሊ ድሕንነትን ፀፅታን ፌዴራልን ክልልን መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ሰላማዊ፣ ተኣማኒን ፍትሓዊን ብምዃን ንክዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት አመስጊኑ። እቲ ትካል ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ እቲ ምርጫ ብሰላም ምዝዛሙ ድሕንነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፅቲ ውፅኢት ድምፂ ብብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ዕላዊ ክሳብ ዝግበር ብትዕግስቲ ንክፅበዩ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ መረፅቲ ውፅኢት ድምፂ ብመሰረት ሕጊ መረፃ ዕላዊ ክሳብ ዝግበር ብትዕግስቲ ንክፅበዩ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ዜጋታት ውፅኢት መረፃ ብዝምልከት ካብ ካልኦት ፍልፍላት ዝወፅኡ ሓበሬታታት ካብ ምውዛዕ ንክቑጠቡ ኣተሓሳሲቡ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ሰማእታት ኣስተውዒልና ነኽብር መስዋእትነቶም ንዘክር-ዶ/ር ኣብርሃም በላይ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ብምኽንያት መዓልቲ ሰማእታት መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። መዓልቲ ሰማእታታት እንትነኽብር ንሐዚን መፃኢ ወለዶን ለለዎ ቴማን ረብሕኡን እንትንርእይ፥ ንፍትሒ፣ ንማዕርነትን ነፃነትን ክብሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 14 ሰነ ንኢትዮጵያ ታሪኻዊት ዕለት ኢያ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)14 ሰነ ንኢትዮጵያ ታሪኻዊት ዕለት ኢያ ከብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። “ኣብ ሃገርና ናይ መጀመሪያ ፍትሓዊን ነፃን ኣብ ዝኾነ ምርጫ ኩሎም ክፋላት ሕብረተሰብ ድምፆም ንምሃብ ወፂኦም ኢዮም” ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ቲዊተር ገፅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ከይዲ መረፃ ርኡይ ፀገም ፀፅታ ከምዘይተፈጠረ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሁራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ርኡይ ፀገም ፀፅታ ከምዘይተፈጠረ ኣፍሊጡ። ቆፀራ ኣብ ዝተዛዘመን ጣቢያታት መረፃ፥ ካብ ሕዚ ጀሚሩ ውፅኢት ከምዝግለፅ እውን ገሊፁ፡፡ ኣካቢት እቲ ቦርድ ወይዘሪት ብርቱካን ሚደቅሳ ኣማሲየን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ ብሰላም ብምዝዛሙ መልእኽቲ እነኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ብሰላም ብምዝዛሙ መልእኽቲ እነኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ ሎሚ መዓልቲ ንመላእ ኢትዮጵያውያን ዓባይ መዓልቲ ኢያ ዝበሉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ንዘበናት ዴሞክራሲያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራኸብቲ ሓፋሽ ሙያዊ ስነ-ምግባር ብዝሓለወ መልክዑ ንዝሰርሑዎ ፀብፃብ ምስጋና ይግበኦም – በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ሙያዊ ስነ-ምግባር ብዝሓለወ መልክዑን ብስምዒት ሃገራውነትን ንዝሰርሑዎ ፀብፃብ ምስጋና ከምዝግበኦም በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣይተ ሙሓመድ እድሪስ ከምዝገለፁዎ፥ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፃ ሰላማዊን ምስጢራውነቱ ብዝሓለወ መልክዑ እናተካየደ ከምዝርከብን ተጠባባቒ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መረፃ ሰላማዊን ምስጢራውነቱ ብዝሓለወ መልክዑ እናተካየደ ከምዝርከብን ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ተጠባባቒ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ገሊፁ። እቲ ጉጅለ ተዓዛቢ ኣብ ዝተንቀሳቐሰሎም ሓሙሽተ ክልላት መረፃ፥ ዜጋታት ወፂኦም ብዘይ ዝኾነ ይኹን ኢድ ኣእታውነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከይዲ ምሃብ ድምፂ ክሳብ ምሸት ሰዓት ሰለስተ ተናውሑ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ምሃብ ድምፂ ክሳብ ምሸት ሰዓት ሰለስተ ከምዝተናውሐ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ ዝተፈጠሩ ምድንጓያት ስዒቡ፥ ምሃብ ድምፂ ከምዝተናወሐ እቲ ቦርድ ገሊፁ፡፡ ስለዝኾነ ድማ ክሳብ ምሸት…