Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ክሳብ ሕዚ ዘሎ ከይዲ መረፃ ብፅቡቕ ኩነታት ይካየድ ኣሎ – ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ሕብረት ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ሕዚ ዘሎ ከይዲ መረፃ ብፅቡቕ ኩነታት እናተኻየደ ከምዝኾነ መራሒ ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ሕብረት ኣፍሪካን ነበር ፕሬዚዳንት ናይጄሪያን ኦሊሴንጎ ኦባሳንጆ ገሊፁ። ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ሕብረት ኣፍሪካ፥ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክልል…

መረፃ ብፅቡቕ ኩነታት ይካየድ ኣሎ – ቦርድ መረፃ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካቢት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ወይዘሪት ብርቱካን ሚደቅሳ ክሳብ ሕዚ ዘሎ ከይዲ መረፃ ሰላማዊ ከምዝኾነ ገሊፀን። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሓደ ጣቢያ መዝገብ መረፅቲ ጠፊኡ ስለዝነበረ መዝገብ ተላኢኹ መረፃ ንኽካየድ ተገይሩ ኢዩ ኢለን። ኣብ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ብቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው እናተሃነፀ ዝርከብ ፋብሪካ ባኒ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው እናተሃነፀ ኣብ ዝርከብ ፋብሪካ ባኒ ዑደት ኣካይዶም። እቲ ፋብሪካ ባኒ ሙሉእ ብሙሉእ ስራሕ እንትጅምር ኣብ መዓልቲ 1 ሚሊየን ባኒ ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ከምዘለዎ ኣብ…

ጉጅለ ተዓዛቢ ሕብረት ኣፍሪካ ከይዲ ምርጫ ኣዲስ ኣበባ ይዕዘብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብነበር ፕሬዚዳንት ናይጀሪያ ኦሊሴንጎን ኦባሳንጆ ዝምራሕ ጉጅለ ተዓዛቢ ሕብረት ኣፍሪካ ከይዲ ምርጫ ኣዲስ ኣበባ ይዕዘብ ኣሎ። ኣባላት እቲ ጉጅለ ኣብ ክፍለ ከተማ ጨርቆስ ወረዳ 7 ክልል ምርጫ 21/22 ዘሎ ከይዲ ምርጫ ተዓዚቦም። ኣብ ናይ ሎሚ…

መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብዘይዝኾነ ይኹን ፀገም ይካየድ ከምዘሎ ኮሚሸን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብዘይዝኾነ ይኹን ፀገም ይካየድ ከምዘሎ ኮሚሸን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ከምዝገለፆ፥ መራፂ ሰላማዊን ዝተረጋገዐን በዝኾነ መገዲ ድምፁ ይህብ ኣሎ። ንቐፃሊ ተመሳሰልቲ ሓበሬታታት ካብ ፌዴራልን…

ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም። እቶም ኣፈ ጉባኤ ስነ ሰርዓት ምትካል ፈልሲ እውን ኣሳሊጦም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌሊሞ ድምፂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌሊሞ ኣብ ከተማ ሃዋቀሳ ጣቢያ ምርጫ ቱታታ ብምርካብ ድምፂ ሂቦም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ሓፈሻዊ ሓበሬታ ብዛዕባ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ 47 ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ክወዳደሩ ኢዮም። በዝሒ ሕፂያት ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 2 ሺሕን 71፣ ንኣብያተ ምኽሪ ክልላት ድማ 7 ሺሕን 434 ኢዮም። ብውልቀ ዝወዳደሩ ሕፁያት 148 ሕፁያት ጉዳኣት ኣካል 99…