Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ስነ ስርዓት በዓል ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ብመላእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስነ ስርዓት በዓል ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ብመላእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል፥ ብተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ፣ ካቶሊካዊት ቤተ-ክርስቲያንን ሕብረት ኣቢያተ ክርስቲያናት ወንጌላውያንን…

ንኢትዮጵያ ከገልግል ኢየ ዝብል ማዕረ መሰል ዝረኽበሉ መረፃ ክኸውን ኢና ንደሊ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንኢትዮጵያ ከገልግል ኢየ ዝብል ማዕረ መሰል ዝረኽበሉ መረፃ ክካየድ ከምዝደልዩ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ሕድሕድ ዜጋ ሰላም መሰረት ኩሎም ነገራት ከምዝኾኑ ፈሊጡ…

ኣብ ከተማ መቐለ ማእኸል ብምጥያሽ ሓገዝ ብቕርበት ናብ ወረዳታት ንኽበፅሕ ይግበር ኣሎ – ኣይተ ምትኩ ካሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ )ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ከተማ መቐለ ማእኸል ብምጥያሽ ሓገዝ ብቕርበት ናብ ወረዳታት ንኽበፅሕ እናተገበረ ምዃኑ ኮሚሽነር ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣይተ ምትኩ ካሳ ገሊፆም። ቻታም ሀውስ ዝተብሃለ ዓለም ለኸ ትካል ምርምርን…

ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጀኔራል ብርሃኑ ጁላ ምስ ኣምባሳደር እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጀኔራል ብርሃኑ ጁላ ምስ ኣምባሳደር እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ኣሊስተር ሚሲፔል ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ብዛዕባ ጉዳያት ሰላም ድሕንነትን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካ ከምኡ እውን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣድሂቦም ዘቲዮም፡፡…

ኣህጉረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት   350 ሺሕ ዶላር ደገፍ ኣተኣኻኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣህጉረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ብዘጛጠመ ፀገም ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት   350 ሺሕ ዶላር ደገፍ ኣተኣኻኺቡ። ኣባላት እቲ ልኡኽ ምስ ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ሰብኣዊ ሓገዝን እግሪ…

ኣይተ ደመቀ ምስ ላዕለዋይ ተፀዋዒ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ምብራቕ ኣፍሪካ ውሕመ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ላዕለዋይ ተፀዋዒ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ምብራቕ ኣፍሪካ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ማርሴል ኣክፖቮን ተዛቲዮም። ኢትዮጵያ ኣብ ሓለዋ ሰብኣዊ መሰል ብእትገብሮ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ትሑት ብርኪ መነባብሮ ንዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ንበዓል ዝኸውን ሓገዝ እኽሊ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣቢሉ ካብ ሕብረት ኣውሮፓ ዝተረኸበ ሓገዝ ገንዘብ ኣብ ትሕቲ ትካል ደቂ ኣንስትዮ ራስ ኣገዝ ንዝርከባን ኣብ ትሑት ብርኪ መነባብሮ ንዝርከባ 2 ሺሕን 400 ደቂ ኣንስትዮ ንበዓል ዝኸውን ሓገዝ እኽሊ ገይረን። እቲ…

ሱዳን ምስ ህዳሰ ግድብ ብምዝማድ ዘለዉ ኣፈላላያት ሕብረት ኣፍሪካ መፍትሒ ንክህብ እምነታ ከምዝኾነ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳን ምስ ዓብዪ ህዳሰ ግድብ ኢትዮጵያ ብምዝማድ ዘለዉ ኣፈላላያት ብኣደራዳሪነት ሕብረት ኣፍሪካ ክፍታሕ ይኽእል ኢዩ ዝብል ፅኑዕ እምነት ከምዘለዋ ገሊፃ። እቲ ድርድር ውፅኢታውን ቅልጡፍን መፍትሒ ከምዝኸውን እምነታ ከመዝኾነ እያ ኣፍሊጣ።…

ጉጅለ ህወሓት ልዕሊ 6 ቢሊየን ገንዘብ ንመፈፀሚ ገበን ከይጥቀም ተገይሩ – ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት መጥቃዕቲ ካብ ዝጀመረሉ እዋን ኣትሒዙ ልዕሊ ብር 6 ነጥቢ 7 ቢሊየን ገንዘብ ንመፈፀሚ ገበን ከይጥቀም ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። ካብዚ ብተወሳኺ ልዕሊ ብር 97 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብሕጋዊ መገዲ ናይ…

ዜጋታት ኣብ ሃገራዊ መረፃ ንቑሕ ተሳትፎ ክገብሩ ከምዝግባእ ቀ/ሚ ኣቢይ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ኣብ ዝካየድ ሃገራዊ መረፃ ንቑሕ ተሳትፎ ክገብሩ ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣገንዚቦም። ኣብ እዋን መረፃ ዜጋታት ብዝተፈላለዩ መገዲታት ተሳትፎኦም ከረጋግፁ ከምዝኽእሉ እቶም ቀዳማይ ሚነሲትር ኣብሪሆም። “ካርዲ ወሲዶም…