ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ሶሪያ ስደተኛራት ብምዃን መኣዲ ኢፍጣር ረመዳን ተኻፊሎም Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝርከቡ ሶሪያ ስደተኛራት ብምዃን መኣዲ ኢፍጣር ረመዳን ተኻፊሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነቲ ኣጋጣሚ “ገና ኣብ መዓልታት መኣዲ ኢስላም ኣቦታትና ናይ ነብዩ ሙሐመድ (ሰ.ዐ.ወ) ናይ ቀረባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ንፀገም ዝተጋለፁ ዜጋታት ዝሕግዙ ወልታውያን መናእሰይ ተመሪቖም Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ንፀገም ዝተጋለፁ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝሕግዙ 1 ሺሕን 100 ወልታውያን መናእሰይ ተመሪቖም። ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ ሚኒቴር ሰላም ንሓደ ወርሒ ኣብ ዩንቨርስቲ መቐለ ዘሰልጠኖም መናእሰይ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብነፅነት ናይ ምልማዕ መሰላ ተርኢየሉ ፕሮጀክት ኢዩ – ዶ/ር ኢንጂነር ስለሺ Gebremariam Weldegerima Apr 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ፤ ኢትዮጵያ ብነፅነት ናይ ምልማዕ መሰላ ተርኢየሉ ፕሮጀክት ስለዝኾነ ኢትዮጵያውያን ሓበራዊ ሓድነትን ምርድዳእን ክህልዎን ብሓባር ጠጠው ብምባል ኣብ ጫፍ ከብፁሑዎ ከምዝግባእ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይዚ ዓመት መረፃ ንዘበናት ዝተቛፀሩ ማሕለኻታት ዝፍትሑሉ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Apr 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስት ኣቢይ ኣሕመድ ዝቕፅል ሃገራዊ መረፃ ኣመልኪቶም መግለፂ ኣውፂኦም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መግለፂም፥ መረፃ እዚ ዓመት ሕቶታት ህዝቢ ካብ ጎደና ናብ ፓላማ ዝወስድ ኢዩ ኢሎም። ኣብ ኢትዮጵያ ሕቶ ህዝቢ ንብዙሓት ዓማውቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ድሕንነት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ቀጠናዊን ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነትን ብምድሃብ መግለፂ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ድሕንነት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ቀጠናዊን ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነትን ብምድሃብ መግለፂ ሂቡ እቲ ቤት ምኽሪ ንህዝቢ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ንዘበናት እናተኣከበ ፀኒሑ ናብ ግዙፍ ጎቦ ዝተለወጠ ሃገራዊን ቀጠናዊን ፀገማት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ፀሎትን ምህልላን ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ፀሎትን ምህልላን ተዛዚሙ። እቲ መርሃ ግብሪ ፀሎትን ምህልላን ካብ 8 ክሳብ 4 ሚያዚያ 2013 ዓ.ም እንትካየት ምፅንሑ ይፍለጥ። ስለዝኾነ ትማሊ ምዝዛሙ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዝገባ መረፅቲ ንክልተ ሰሙናት ተናዊሑ Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መዝገባ መረፅቲ ንክልተ ሰሙናት ምንው#ሑ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ክሳብ 14 ሚያዚያ 2013 ዓ.ም 18 ሚልየንን 427 ሺሕን 239 ዜጋታት ከምዝተመዝገቡ ዝገለፀ እቲ ቦርድ፥ እቶም መረፅቲ 41 ሺሕን 659 ጣቢያታት መረፃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ሃገራዊ ህልውና ኣብ ሓደጋ ንምውዳቕ ዝፍትኑ ውሽጣዊን ግዳማውን ፀረ ሰላም ሓይሊታት ብምንም ዓይነት ኩነታት ኣይዕገስን-ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ… Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ሃገራዊ ህልውና ኣብ ሓደጋ ንምውዳቕ ዝፍትኑ ውሽጣዊን ግዳማውን ፀረ ሰላም ሓይሊታት ብምንም ዓይነት ኩነታት ኣይዕገስን ክብል ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ድሕንነትን ፀፅታን ኣፍሊጡ። እቲ ግብረ ሓይሊ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ እዋናዊ ኩነታት፥ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ጉባኤ ኣፍሪካ ሩሲያ ንምትእንጋድ ዘለዋ ድሌት ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2022 ዝካየድ ካልኣይ ጉባኤ ኣፍሪካ ሩሲያ ንምትእንጋድ ዘለዋ ድሌት ገሊፃ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ብደረጃ ኣምባሳደር ፀሓፊ ምትሕብባር ፎረም ኣፍሪካ ሩሲያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ጁንታ ካብ ሃገር ንምውፃእ ዝገበርዎ ፃዕሪ ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ከምዝፈሸለ ሌ/ጄኔራል ባጫ ደበሌ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ጁንታ ካብ ሃገር ንምውፃእ ዝገበርዎ ፃዕሪ ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ከምዝፈሸለ ዋና ኣተሓባባሪ ስራሕቲ ህንፀት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሌተናል ጄኔራል ባጫ ደበሌ ገሊፆም። ሌተናል ጄኔራል ባጫ ደበሌ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ኣብ…