ጁንታ ህወሓት ካብ ትካላት ጥዕና ዝወረሮም ብርክት ዝበሉ ናውቲታት ሕክምና ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ ፣ 2013 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ህወሓት ካብ ትካላት ጥዕና ዝወረሮም ብርክት ዝበሉ ናውቲታት ሕክምና ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ መምርሒ ጥዕና መከላኸሊ ኣፍሊጡ።
እቶም መድሓኒትን ናውቲታት ሕክምናን ቆላ ተንቤን ፍሉይ ስሙ ጎሮሮ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ እዮም…