ኣብ ስልሒት ምክፍፋል ድጎማ በጀት ፌዴራል ዝተገበረ መፅናዕቲ ፍሉይ ዕላማ ዘለዎ ድጎማ በጀት ዝከፋፈለሉ ኣሰራርሓ ስርዓት ኣድሂቡ ልዝብ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስልሒት ምክፍፋል ድጎማ በጀት ፌዴራል ዝተገበረ መፅናዕቲ ፍሉይ ዕላማ ዘለዎ ድጎማ በጀት ዝከፋፈለሉ ኣሰራርሓ ስርዓት ኣድሂቡ ልዝብ ይካየድ ኣሎ።
ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ዝተውሃቦ ሕገ-መንግስታዊ ልኡኽቶ ብብቕዓት ንምውፃእ፥ ኣብ መፅናዕቲ ዝርከብ…