ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ምስ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ተተሓሒዙ 349 ሰባት ትእዛዝ ማእሰርቲ ወፂኡሎም እቶም 124 ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)24 ትቅምቲ 2013 ዓ.ም ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ምስ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ተተሓሒዙ ፖሊስ ፌዴራልን ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊን ውፅኢት ምርመራ ብመግለፂ ዕላዊ ገይሮም።
349 ሰባት ትእዛዝ ማእሰርቲ ወፂኡሎም እቶም 124 ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር…