Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ተሳትፎን ውክልናን ደቂ ኣንስትዮ ንምዕባይ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ልዝብ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ተሳትፎን ውክልናን ደቂ ኣንስትዮ ንምዕባይ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ልዝብ ይግበር ኣሎ። ተወከልቲ ፓርቲታት ፖለቲካን ሲቪክ ማሕበራትን እናተሳተፉሉ ዝርከብ እቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ደቂ ኣንስትዮን፣ ህፃናትን መናእሰይን ሙና…

ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ መልእኽቲ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ተቐቢሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ካብ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ  ኣብይ ኣሕመድ ዝተልኣኸ መልእኽቲ ተቐቢሎም። እቲ መልእኽቲ ዘብፅሑ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ፍሉይ መልእኽተኛ ዶክተር ኣብይን ኣይተ ሃይለማርያም ደሳለኝ ኢዮም። ሚኒስትር…

ምስ ሓይሊ ዕጡቕ ጁንታ ብምስላፍ እንትዋግኡን እንተዋግኡን ዝነበሩ 18 ላዕለዎት መኮንናት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ሓይሊ ዕጡቕ ጁንታ ብምስላፍ ካብ መቐለ ክሳብ ቆላ ተምቤን እንትዋግኡን እንተዋግኡን ዝነበሩ 18 ላዕለዎት መኮንናት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። ዋና ዳይሬክተር ኢንዶክትርኔሽን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሜጀር ጀኔራል መሓመድ ተሰማ፥18 ላዕለዎት…

ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ሰዓራይ ሓሳብ ጥራሕ ውክልና ህዝቢ ክረክብ ከምዝግባእ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ሰዓራይ ሓሳብ ጥራሕ ውክልና ህዝቢ ክረክብ ከምዝግባእ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛሪቦም። ኣብቲ ፃንሒት ዝተረኸቡ ተወከልቲ ፓርቲታት ኣብን፣ ኢዜማን ትዴፓን፥ ፓርቲታት…

ቤት ፍርዲ ቃል እምነት ክሕደት እኒ ኣይተ ጃዋር ንምቕባል ድጋሚ ተለዋጢ ቆፀሮ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፍርዲ ቃል እምነት ክሕደት እኒ ኣይተ ጃዋር ንምቕባል ድጋሚ ተለዋጢ ቆፀሮ ሂቡ። ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ምድብ ልደታ 1ይ መጋባእያ ጉዳያት ሕገ-መንግስቲን ፀረ ግብረ ራዕዲን ብመሰረት ዝሃቦ ቆፀሮ ሎሚ መዓልቲ ተሰይሙ ዝነበረ፤ ቃል…

ኣብ ዞባ መተከል ምስ ሓይሊታት ፀረ ሰላም ዝሰርሑ ኣካላት ፀፅታ ካብ ተግባሮም ንኽቑጠቡ መተሓሳሰቢ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዞባ መተከል ዝተውሃቦም ናይ ሕዝቢ ሓደራ ገዲፎም ምስ ሓይሊታት ፀረ ሰላም ዝሰርሑን ብክልተ ካራ ዝበልዑ ኣካላት ፀፅታ ካብ ተግባሮም ንኽቑጠቡ መተሓሳሰቢ ተዋሂቡ። ብመንግስቲ ፌዴራል ዝተጣየሸ ዝተዋደደ ግብረ ሓይሊ…

መድረኽ ዘተ ጎረባብቲ ክልላት ሰሜንን ምዕራብን ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ባህርዳር ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ጎረባብቲ ክልላት ሰሜንን ምዕራብን ኢትዮጵያ ፅባሕ ኣብ ከተማ ባህርዳር ክካየድ ኢዩ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ “ፅቡቕ ጉርብትና ንምዕባለ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብኣሰናዳእነት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ ኢዩ ክካየድ፡፡ ዝፍጠሩ…

ኣምባሳደር ሂሩት ዘመነ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓልቲ ሙሉእ ስልጣን ኣማባሳደርን ቀዋሚት ልእኽቲ ኢትዮጵያ ቤልጂየም፣ ሉክሰምበርግ ትካላት ሕብረት ኣውሮፓ ኣምባሳደር ሂሩት ዘመነ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲየን። እተን ኣምባሳደር ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ…

ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪያት ኣብ ክልል ትግራይ እናተገበረ ብዛዕባ ዝርከብ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣመልኪተን ምስ መተሓባበሪት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትጵያ…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ኣብ ክልል ትግራይ እናተገበረ ብዛዕባ ዝርከብ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣመልኪተን ምስ መተሓባበሪት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትጵያ ዶክተር ካትሪን ሶዚን ተዛቲየን። እተን ሚኒስትር፥ ኣብቲ ክልል ግጋሎት መገዲ፣…

ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ብኹለ መዳይ ዓውዲ ውፅኢታዊ ንክኸውን ዓውዲ ትራንስፖርት ብቐዳምነት ምዝማን የድሊ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ብኹለ መዳይ ዓውዲ ውፅኢታዊ ንክኸውን ዓውዲ ትራንስፖርት ብቐዳምነት ምዝማን የድሊ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ዓውዲ…