ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ብ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ጆሴፍ ማጉፉሉ ኣቀባብላ ተገይሩለን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ብ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ጆሴፍ ማጉፉሉ ኣቀባብላ ተገይሩለን።
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ታንዛኒያ ምቕነዐን ይፍለጥ።
እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ታንዛኒያ ምስ በፅሓ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ባህላዊ ክዳን…