ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መኣዲ ንሃገር ንምስታፍ ኣብ 8ይ ዙር ገንዘብ ኣታዊ ንዝገበሩ ትካላት ምስጋና ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መኣዲ ንሃገር ንምስታፍ ኣብ 8ይ ዙር ገንዘብ ኣታዊ ንዝገበሩን ደረሰኝ ብምልኣኽ ንዘፍለጡ ትካላት ምስጋና ኣቕሪቡ። ብመሰረት እዚ፦ ክልል ጋምቤላ - ብር 11 ነጥቢ 7 ሚሊየን ክልል ሃረሪ - ብር 5…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኪስማዩ ሴክተር ሽዱሽተ ዝተዋፈረ 5ይ ሞተራይዝድ ዓቃቢ ሰላም ሻለቃ ተዋጋእቲ መሃንዲሳት ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኪስማዩ ሴክተር ሽዱሽተ ዝተዋፈረ 5ይ ሞተራይዝድ ዓቃቢ ሰላም ሻለቃ ተዋጋእቲ ሰልጠንቲ መሃንዲሳት ኣመሪቑ። ኣብ ክልተ ምዕራፋት ተኸፊሉ ዝተውሃበ ስልጠና፥ ዝተቐባበሉ ፈንጂታት ምውጋድ፣ ኣብ እዋን ዓጀባ ኮንቦይ ፍተሸ መገዲ ምግባርን ዝተቐባበለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ቀፃሊ ኩነታት ዓለም ለኸ ስርዓት ትምህርቲ ንምዝታይን ንምትላምን ዝተጣየሸ ኮሚሽን ኣኪበን Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ቀፃሊ ኩነታት ዓለም ለኸ ስርዓት ትምህርቲ ንምዝታይን ንምትላምን ዝተጣየሸ ኮሚሽን ኣኪበን። ካብ መላእ ዓለም ዝተውፃእፅኡ ምሁራትን ሰብ ሞያታትን ዝሓቐፈ እቲ ኮሚሽን፥ ኣብ ቀፃሊ ዘበናዊን ንኹሉ ዘሓቁፍን ትምህርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስን ሕብረተሰብን ብሓባር እንተሰሪሖም ዘይወፅኡዎ ፀገም የለን – ፖሊስ ፌዴራል Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት በዓል ብሰላም ተኸቢሩ ምዝዛሙ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ኣብ ዩኔስኮ ካብ ዘመዝገበቶም ዘይድህሰሱ ወከልቲ ሓድጊታት ሓደ ዝኾነ በዓል ጥምቀት ብሰላም ንኽኽበር ብምትሕብባር ከምዝሰርሐ እውን እቲ ኮሚሽን ገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ ንዘድሊዮም ወገናት ሓገዝ ህፁፅ ግዘ ይቐርብ ኣሎ-ሚኑስቴር ሰላም Gebremariam Weldegerima Jan 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዝተገበረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ግሕሪ ምዝዛሙ ኣብቲ ክልል ንዝርከቡ 1 ነጥቢ 3 ሚሊየን ተረባሕቲ ሃነፅቲ ምግብታትን ኣቕርቦት ሕክምናን ክበፅሖም ከምዝተገበረ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ሰላም፥ ሰብኣዊ ደገፍ ንዘድሊዮም ወገናት ሓገዝ ህፁፅ ግዘ …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ህዝቢ ሓድነቱ ንከጠናኽር ፃውዒት ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Jan 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ህዝቢ ባዕሉ ብባዕሉ ብንትሕብባር ሓድነቱ ንከጠናኽር ፃውዒት ኣቕሪቦም። ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ኣብ ጃን ሜዳ ኣብ ዝተኸበረ ስነ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ብዓል ጥምቀት ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ብድምቀት ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Jan 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብዓል ጥምቀት ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ብድምቀት ተኸቢሩ ውዒሉ። ትማሊ ታቦታት ካብ ኣድባራት ብምውፃእ ብካህናት፣ ዲያቆናትን ምእመናንን ተዓጂቡ ስርዓተ ጥምቀት ናብ ዝካየደሉ ጥምቀተ ባሕሪ ምፍናዉ ይዝከር። ሎሚ መዓልቲ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ንበዓል ጥምቀት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን Gebremariam Weldegerima Jan 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ንበዓል ጥምቀት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን። እተን ፕሬዚዳንት፥ ''በቢከባቢኡ ንዘለኹም ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ሙሉእ በዓል ጥምቀት ንክኾነልኩም እምነ'' ኢለን። እቲ በዓል እንትኽብር…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 351 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Jan 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 980 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 351 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 131 ሺሕን 546…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕን ሓደጋን ድልውነትን ንነበርቲ ሽረን ከባቢኡን ዝኸውን ሃናፂ ምግብታትን መድሓኒታትን ልኢኹ Gebremariam Weldegerima Jan 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕን ሓደጋን ድልውነትን ንነበርቲ ከተማ ሽረን ከባቢኡን ዝኸውን 500 ኩንታል ሃናፂ ምግብታትን መድሓኒታትን ከምዝለኣኸ ገሊፁ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕን ሓደጋን ድልውነትን ኣይተ ምትኩ ካሳ፥ እቲ ናውቲ ኣብቲ ከባቢ…