ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኦስትሪያ መዘነኦም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኦስትሪያኣሌክሳንደር ሻለንበርግ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ፣ ጉዳይ ግድብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምትሓዝ መራሕቲ ናይቲ ጁንታ ኣብ ትግራይ ተስፋ ኣእሲሉ ኣሎ – ኣይተ ነቢዩ ስሑል Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምትሓዝ መራሕቲ ናይቲ ጁንታ ኣብ ትግራይ ተስፋ ከምዘዕሰለ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ኣይተ ነቢዩ ስሑል ገሊፆም። ህዝቢ ትግራይ ንዓማውቲ እቲ ስርዓት ከምዘይወድቕ ብምምሳል ዓቢዪ ፕሮፓጋንዳን እናተነዝሐሉን ዓፈና እናተፅዓነን ከምዝነበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንስቲትዩት ስፔስ፣ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ካብ ሳትላይት ዝርከቡ ሓበሬታታት ብግቡእ ኣብ ስራሕ ንኸውዕል ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ስፔስ፣ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ካብ ሳትላይት ዝርከቡ ሓበሬታታት ብግቡእ ኣብ ስራሕ ከውዕል ከምዝግባእ ባይቶ ወከልቲ ሀህዝቢ ኣተሓሳሲቡ። ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሃፍቲ ሰብን ቴክኖሎጂን እቲ ባይቶ፥ ምንቅስቓስ ስራሕቲ እቲ ኢንስቲትዩት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጉዕዞ ልምዓት ቆላማ ከባቢታትን ሰበኽሳግም ዜጋታትን ዘተኮረ መድረኽ ዘተ ኣዲስ ወግዒ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ኣዲስ ወግዒ፤ አሓደ ጉዳይ ብኣሰናዳእነት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡ እቲ ቤት ፅሕፈት ከምዘፍለጦ፥ እቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ መድረኽ ኣብ ጉዕዞ ልምዓት ቆላማ ከባቢታትን ሰበኽሳግም ዜጋታትን ዘተኮረ ኢዩ፡፡ እዋናዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ስዩም መስፍን ፣ ኣይተ ኣስመላሽ ወልደስላሴኔን ኣይተ ኣባይ ፀሃዬን ተደምሲሶም Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ኣይተ ስዩም መስፍን ፣ ኣይተ ኣስመላሽ ወልደስላሴኔን ኣይተ ኣባይ ፀሃዬን ሓዊሱ ኣመራርሓታት ጁንታ ተደምሲሶም። ሓላፊ መምርሒ ምውፋር ሰራዊት መክልኻል ብርጋዴር ጀነራልተስፋየ ኣያሌው፥ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ካልኦት ትካላት ፀፅታ ፌዴራልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሃይለማርያም ደሳለይ ምሰ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልባኪር ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ፍሉይ ልኡኽ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይን ኣይተ ሃይለማርያም ምሰ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልባኪር ማያርዲት ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ከምኡ እው ሓበራዊ ፕሮጀክት ልምዓት ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን…
ኮሮናቫይረስ ዶ/ር ሊያ ታደሰ ክታበት ኮቪድ 19 ናብ 92 ሃገራት ተበፃሒ ንምግባር ኣተሓባባሪት ኮይነን ንክሰርሓ ተሓሪየን Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ክታበት ኮቪድ-19 ናብ 92 ሃገራት ተበፃሒ ንምግባር ኣብ ዝግበር ምንቅስቓስ ኣተሓባባሪት ኮይነን ንክሰርሓ ተሓሪየን። እቲ ጉጅለ ምንቅስቓስ ብውድብ ጥዕና ዓለምን ምትሕብባር ክታበትን ዝምራሕ እንትኸውን፥ ክታበት ቫይረስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ሓገዝ ንምግባር ኣባ ገዳታትን ሃዳ ሲንቄዎችን ናብ መቐለ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ሓገዝ ንምግባር ኣባ ገዳታትን ሃዳ ሲንቄዎችን ናብ መቐለ ኣቲዮም። እቶም ኣባ ገዳታትን ሃዳ ሲንቄታትን ኣብ መቐለ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ እንትበፅሑ ዋና ፈፃሚ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ሕፅረት መድሓኒትን መገልገሊ መሳርሒታት ሕክምናን ንምንካይ ዝምልከቶም ኣካላት ሓገዝ ክገብሩ ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝተደንገገ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፈፃፅሙኡ ዝምርምር ቦርድ ኣብ ካልኣይ ዙር ትዕዝብቲ መስክ ዝተረኸቡ ውፅታት ኣመልኪቱ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ተዛቲዩ። እቲ መርማሪ ቦርድ ዝገበሮ ዘተ ። ምስ ሚኒስቴር ጥዕና ከምኡ እውን ምስ ቀዋሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጎኒ ህወሓት ተሰሊፎም ዝነበሩ 120 ዕጡቓት ናፅነት ዓፋር ዝተሃቀነሎም ጥፍኣት ተግባራዊ እንተይገበሩ ብሰላም ናብቲ ክልል ምእታዎም ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ጎኒ ህወሓት ተሰሊፎም ዝነበሩ 120 ዕጡቓት ናፅነት ዓፋር ዝተሃቀነሎም ጥፍኣት ተግባራዊ እንተይገበሩ ብሰላም ናብቲ ክልል ክኣትዉ ከምዝተገበረ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። ዝመፅአ ለውጢ ስዒቡ ካብ በረኻታት ኤርትራ ናብ ሃገር ዝኣተዉ ዕጡቓት…