Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ምዝዛም ህንፀት ግድብ ህዳሰ ምርግጋፅ ሉኣላውነት ኢትዮጵያ እውን ኢዩ-ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓስራይ ዓመት ገድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዘተሓባብሮ ድርድር እቲ ግድብ ዝተሳተፉ፣ ካብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዝተውፃእፅኡ ምሁራን፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ዝተረኸብሉ ሲምፖዚየም ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሲምፖዚየም ሓፈሻዊ…

ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ትግራይ ን770 ሺሕ ሰባት ዝገብሮ ደገፍ ምግቢ ምቕራብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ትግራይ ን770 ሺሕ ሰባት ዝገብሮ ደገፍ ምግቢ ትማሊ ምቕራብ ጀሚሩ። ብመሰረት እዚ ትማሊ ን18 ሺሕ ንነበርቲ ዕዳጋ ሓሙስ ደገፍ ምግቢ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። እቲ ደገፍ ሩዝ፣ ዕፉንን ናይ ኣትከልቲ ዘይቲን ዘካተተ ኢዩ…

መከላኸሊ ሜላታት ቫይረስኮሮና ንክኽበሩ ኣካላት ኣኽበርቲ ሕጊ ቁፅፅር ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መከላኸሊ ሜላታት ቫይረስኮሮና ንክኽበሩ ኣካላት ኣኽበርቲ ሕጊ ቁፅፅር ንክገብሩ ሚኒስቴር ጥዕና ፃውዒት ኣቕሪቡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፥ ቁፅሪ በቲ ቫይረስ ህይወቶም ዝስእኑ ሰባት ኣብ ዝሓለፉ 10 መዓልታት ልዕሊ 20 ሚኢታዊ ወሰኽ…

ኣብ ክልል ትግራይ ንልዕሊ 4 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዝኾኑ ዜጋታት ምግቢን ምግቢ ተንከፍን ሰብኣዊ ሓገዛት ቀሪቡ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንልዕሊ 4 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዝኾኑ ዜጋታት ምግቢን ምግቢ ተንከፍን ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዝቐረበ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣድሂቦም ሳምንታዊ መግለፂ…

ኢትዮጵያን ጂቡቲን ብዓውዲ ቴሌኮሙዩኒኬሽን ዘለወን ሽርክና ንምጥንኻር ተስማሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጂቡቲን ብዓውዲ ቴሌኮሙዩኒኬሽን ዘለወን ሽርክና ንምጥንኻር ተስማሚዐን። ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ግጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ዑደት ስራሕ ዝገበረ እንትኸውን፥ ክልቲአን ሃገራት ብዓውዲ ቴሌኮሙዩኒኬሽን ዘለወን…

ኣይተ ስብሃት ነጋን ዶ/ር ኣዲስ ኣለም ባሌማን ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 42 ተጠርጠርቲ፥ ዓቃቤ ሕጊ መሰኻኽር ቅድመ ምርማራ ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴራል፥  ኣይተ ስብሃት ነጋን ዶ/ር ኣዲስ ኣለም ባሌማን ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 42 ተጠርጠርቲ መሰኻኽር ቅድመ ምርማራ ኣቕሪቡ። ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴራል ኣብ ለዕሊ እቶም ተጠርጠርቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን መዝገብ ቅድመ ምርመራ…

ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከባ ሆስፒታላት እተን 75 ሚኢታዊ ሙሉእ ብሙሉእ ስራሕ ጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ካብ ዝርከባ ሆስፒታላት እተን 75 ሚኢታዊ ሙሉእ ቡሙሉእ ስረሕን ከምዝከመራ ማእኸል መተሓባበሪ ብሄራዊ ሃንደበታዊ ሓደጋ ኣፍሊጡ። ብኣባል ሚኒስቴር ቤት ዕዮታት ዝተሰርሑ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዛት ከምኡ እውን መሊስካ ምጥያሽ ዝገምገመ…

ኣብ ዝቕፅል ክረምቲ ንዝካየድ ሳልሳይ ዙር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ዓሸራ ምድላው ፈልሲታት ይካየድ ኣሎ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅል ክረምቲ ንዝካየድ ሳልሳይ ዙር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ዓሸራ ምድላው ፈልሲታት እናተኻየደ ምዃኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ሚኒስቴር ሕርሻ ኣብ 2013/14 ዘበነ ፍርያት ንዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ዓሸራ ብብርኪ ሃገር…

ዳይሬክተር ዋና ኢንዶክትሪኔሽን ሰራዊት ምክልኻል ሜጀር ጄኔራል መሐመድ ተሰማ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝተዋፈሩ ሻለቃታትዓቀብቲ ሰላም ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ዋና ኢንዶክትሪኔሽን ሰራዊት ምክልኻል ሜጀር ጄኔራል መሐመድ ተሰማ ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣዘ ከባቢታት ጁባ ፣ ቦርን ያምቢዮ ዝተዋፈሩ ሻለቃታት ዓቀብቲ ሰላም ኢትዮጵያ ተዛቲዮም። እቶም ሜጀር ጀነራል፥ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝተዋፈረ ኣዛዚ መበል…

ቀዳማይ ዓመት በዓል ምስረታ ካውንስል ኣመንቲ ወንጌል ኣቢያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ዓመት በዓል ምስረታ ካውንስል ኣመንቲ ወንጌል ኣቢያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል፣ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ…