Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ መቐለ ብኣካል ብምርካብ ክታበት ቫይረስኮሮና ብዕሊ ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል መቐለ ብኣካል ብምርካብ ክታበት ቫይረስ ኮሮና ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ኣጀሚረን። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር ሙሉ ነጋን ካልኦት ኣባላት ካቢኔ እቲ ክልልን ተኸቲቦም።…

ክታበት ቫይረስ ኮሮና ብብርኪ ሃገር ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክታበት ቫይረስ ኮሮና ብብርኪ ሃገር ሎሚ መዓልቲ ምሃብ ተጀሚሩ። እቲ ክታበት ኣብ ሆስፒታል ኮተቤ ኤኮ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ኢዩ ተጀሚሩ። ኣብቲ ስነሰርዓት ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፣ ተወከልቲ ውድብ ሕቡራት…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ኣምባሳደራት ጃፓንን ደቡብ ኮሪያን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሰትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ኣምባሳደራት ጃፓንን ደቡብ ኮሪያን ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ እተን ሃገራትን እዋናዊ ኩነታትን ዘድሃበ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ምስ ኣምባሳደር ደቡብ ኮሪያ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ሃዋሳ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ሃዋሳ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሃዋሳ ንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ሓዊሱ ዓበይቲ ዓዲ፣ ነበርቲ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንዝተገበረሎም ኣቀባብላ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፊንላንድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፊንላንድ ፔካ ሃቪስቶ ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ኣብ ኢትዮጵያን ምብራቕ ኣፍሪካን ዘሎ ሓፈሻዊ ኩነታት ብዝምልከት ተላዚቦም። ኣብ ትግራይ…

ካብ ሓይሊ ፀሓይ 500 ሜጋ ዋት ንምፍልፋል ዘኽአል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ሓይሊ ፀሓይ 500 ሜጋ ዋት ንምፍልፋል ዘኽአል ስምምዕነት ተፈሪሙ። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ መንጎ መንግስቲ ፌዴራልን ኣቡ ዳቢ ፊውቸር ኢነርጂ ካምፓኒ ፒ.ጄ.ኤስ.ሲ-ማስዳርን ኢዩ እቲ…

ኢትዮጵያ ምስ ማሕበረሰብ ዓለም ብምትሕብባር ንምስራሕ ድልውቲ ምዃና ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀ ስላሴ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ማሕበረሰብ ዓለም ሃናፂ ብዝኾነ መልክዑ ብምትሕብባር ንምስራሕ ድልውቲ ምዃና ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ታየ ኣፅቀስላሴ ኣፍሊጦም። ኣምባሳደር ታየ እናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ኣመልኪቶም ናብ ቤት…

ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣብ ጉዳያት ዶብን ፀፅታን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣብ ጉዳያት ዶብን ፀፅታን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ኮሚሽነር ጄኔራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገ / ሚካኤልን ዳይሬክተር ብሄራዊ ሓይሊ ፖሊስ ጅቡቲ ኮሎኔል ኣብዲላሂ ኣብዲ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሳህራዊ ዓረብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ሞሓመድ ሳሌም ኦልድ ሳሌክ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሳህራዊ ዓረብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ሞሓመድ ሳሌም ኦልድ ሳሌክ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ ናይ ሓባር ጉዳያትን ፀገማት ሳሃራዊ ዓረብ ዲሞክራቲክ…

ኣብ ኒውዮርክን ብራስለስን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ትውልደ ኢትዮጵውያንን ኢድ ኣእታውነት ወፃ ዝኹንኑ ሰላማዊ ሰልፊታት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኒውዮርክን ብራስለስን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ትውልደ ኢትዮጵውያንን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢን ዝኹንኑን ሓቀኛ ምስሊ ኢትዮጵያ ዝገልፁን ሰላማዊ ሰልፊታት ኣካይዶም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ድማ፥ ኣብ…