ዓወት ዓድዋ እንትነኽብር ዝተሸርሸረ ሓድነትን ኢትዮጵያዊ ክብርን ንምምላስ ቃል ብምእታው ክኸውን ይግባእ-ዶክተር ሙሉ ነጋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ዓወት ዓድዋ እንትነኽብር ዝተሸርሸረ ሓድነትን ኢትዮጵያዊ ክብርን ንምምላስ ቃል ብምእታው ክኸውን ይግባእ ክብሉ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ሙሉ ነጋ ገሊፆም።
መበል 125 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ከተማ መቐለ…