ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ጉባኤ ኢንቨሰትመንት ትራንስፖርት ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ጉባኤ ኢንቨሰትመንት ትራንስፖርት ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ ኢትዮጵያ ንመጀመሪያ ግዘ ዝካየድ ዘሎ እንትኸውን፥ ሚኒስቴር ትራንስፖረት ምስ ዘዳለዎ መሪሕ ትልሚ 10 ዓመት ብምጥዕዓም ዝካየድ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ጉባኤ ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃ መመዝገቢ ናውቲ መረፃ ናብ ክልላት መረፃ ምክፍፋል ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ቦርድ መረፃ መመዝገቢ ናውቲ መረፃ ናብ ክልላት መረፃ ምክፍፋል ምጅማሩ ገሊፁ። እቲ ቦርድ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ኣብ ኩለን ክልላት መረፃ ምዝገባ ዝግበረሎም ናውቲ ዝሓዙ ሰማያዊ ሳንዱቓት ምጉዕዓዝ ጀሚሩ ኣሎ። ብመሰረት እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባል ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኮይኑ ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ሰባት መጥቃዕቲ ዝፈፀመ ብሕጊ ክሕተት ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Mar 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት መበል 11 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣካይዱ። ኣብቲ ስሩዕ ጉባኤ ዝተረኸቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ እዋናዊ ኩነታት ሰላምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓማውቲ ማእኸላይ ፅዕንቶ ልቓሕ ናብ ዘለወን ሃገራት ናብ ምስራዕ ይስራሕ ኣሎ – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Mar 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓማውቲ ማእኸላይ ፅዕንቶ ልቓሕ ናብ ዘለወን ሃገራት ናብ ምስራዕ እናተሰርሐ ምዃኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኣብ 2010 ዓ.ም ልዑል ፅዕንቶ ልቓሕ ካብ ዘለወን ሃገራት ተሰሪዓ ከምዝነበረት ዝገለፁ እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ኮሪያን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ 32 ሚሊየን ዶላር ከቲመን Gebremariam Weldegerima Mar 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ኮሪያን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ 32 ሚሊየን ዶላር ከቲመን። ኣብቲ ሰነድ ሰምምዕነት ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ወይዘሮ ያስሚን ዎሃብረቢን ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ኮሪያ ዶንግ ሆ ኪምን ክታሞም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ናይ ዘሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ምንቅስቓስ ልምዓት መሰረት ዝገበረ ኢዩ -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Mar 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ናይ ዘሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ምንቅስቓስ ልምዓት መሰረት ዝገበረ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት መበል 11 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ…
ቢዝነስ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ፍሪያቱ ንዕዳጋ ምቕራብ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽኒያት ምኽባር ሕጊ ንዝሓለፉ 4 ኣዋርሕ ስራሕ ደው ኣቢሉ ዝነበረ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ፍሪያቱ ንዕዳጋ ምቕራብ ከምዝጀመረ ሚኒስትር ንግድን ኢንዱስትሪን ኣየተ መላኩ ኣለበል ኣፍሊጦም። እዚ ድማ ንምምሕያሽ ዋጋ ስሚንቶ እወንታዊ ግደ ኣለዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ንእግሪ ምትካል ክልል ትግራይ ኣድላዪ ደገፍ ከምእትገብር ኣምባሳደር ጊታ ፔቲ ኣፍሊጠን Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንእግሪ ምትካል ክልል ትግራይ ኣድላዪ ደገፍ ከምእትገብር ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፔቲ ኣፍሊጠን። እተን ኣምባሳደር ምስ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ተዛቲየን። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ መበል 11 ስሩዕ ኣኼቡኡ ፅባሕ ከካይድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት መበል 11 ስሩዕ ኣኼቡኡ ፅባሕ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ከካይድ ኢዩ። ኣብ ኣኼቡኡ ድማ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመትን እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያትን ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ጆን ማጉፉሊ ግዕዝይና ንምክልኻልን ጥንኩር ባህሊ ስራሕ ንምድንፋዕን ብርቲዕ ፃዕሪ ገይሮም – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ጆን ማጉፉሊ ግዕዝይና ንምክልኻልን ጥንኩር ባህሊ ስራሕ ንምድንፋዕን ብርቲዕ ፃዕሪ ምግባሮም ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ኤምባሲ ታንዛኒያ ተረኺበን ብሕልፈት…