Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይን ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁሩ ኬንያታን ናይ ሓባር ጣቢያ ተፍቲሽ ሞያሌ መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁሩ ኬንያታን ናይ ሓባር ጣቢያ ተፍቲሽ ሞያሌ መሪቖም ከፊቶም። እቶም ቀዳማይ  ሚኒስትር ኣብ ሞያሌ ጣቢያ ተፍቲሽ እንትበፅሑ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁኑ ኬንያታ ኣቀባብላ…

ኣብ ከተማ ኣዳማ ምስ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ዘተ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓለፍቲ ፓርቲ ብልፅግና ከተማ ኣዳማ ኣብታ ከተማ ምስ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ዘተ ይግበሩ ኣለዉ። ህዝቢ ትግራይ ልክዕ ከም ኩሉ ኢትዮጵያዊ ንህልውና ሃገር እንትቃለስ ዝፀንሐ ሃገሩ ዝፎቱ ህዝቢ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት…

ኢትዮጵያን ኬንያን ዘተኣሳስር ፕሮጀክት መገዲን ጣቢያ ተፍቲሽን ሃዋሳ ሞያሌ ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ኬንያን ዘተኣሳስር ኣካል ፕሮጀክት ህንፀት ኮሪደር ሞምባሳ-ናይሮቢ -ኣዲስ ኣበባ ዝኾነ መገዲን ጣቢያ ተፍቲሽን ሃዋሳን ሞያሌ ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ ኢዩ። ህንፀት ኮሪደር ሞምባሳ - ናይሮቢ - ኣዲስ ኣበባ ዝኾነን 500 ኪሎ ሜትሮ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ  531  ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 288 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ  531  ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 114 ሺሕን…

ቀዳማይ ስራሕ መንግስቲ መሰረተ ልምዓታት መሊሱ ምህናፅን ዝተጎድኡ ዜጋታት ምጥያሽ ኢዩ – ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ መሰረተ ልምዓታት መሊስካ ምህናፅን ዝተጎድኡ ዜጋታት ምጥያሽን ቀዳማይ ተግባር መንግስቲ ከምዝኾነ ኣቐባሊ ቃል ዋሕዚ ሓበሬታ ኣዋጅ ክፁፅ እዋን ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገሊፆም። ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴንን ኮሚሽነር ኮሚሽን…

ኣብ ከይዲ ምኽባር ሕጊ ጉድኣት ዘጋጠሞም ወገናት ዝርከቡሎም ዝግበር ሰባኣዊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣29 ሕዳር፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ኣብ ኣላማጣ፣ መኾኒ፣ ጨረጨር፣ ዳንሻ፣ ማይካድራን ካልኦት ከባቢታትን ኣብ ከይዲ ምኽባር ሕጊ ጉድኣት ዘጋጠሞም ወገናት ዝርከቡሎም ዝግበር ሰባኣዊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። ዓለ፣ ለኸ ትካላት ወሃብቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ምስ…

ሚኒስቴር ትምህርቲ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን 10 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ፣ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን 10 ሚሊየን ብር ደገፍ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። መርሃ ግብሪ ትምህርቲ ንምቕፃል ሰላም ሃገር ወሳኒ ከምዝኾነ ዝገለፁ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣይተ ሚሊየን ማቴዎስ፥  ሰራዊት ምክልኻል ሃገር…

ክልል ትግራይ መሊስካ እግሪ ንምትካል ፓርቲታት ፖለቲካን ስቪክ ማሕበራትን ግደኦም ንክዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ትግራይ መሊስካ እግሪ ንምትካል ፓርቲታት ፖለቲካን ስቪክ ማሕበራትን ግደኦም ንክዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ። ትካል ተጋሩ ኢትዮጵያውያን ኣብ ክሊ እዋናዊን መፃኢ ጉዳይን ትግራይ ኣብ ክልል ትገራይ ምስ ዝንቀሳቐሱ ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካን ስሺክ…

ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ሲምፖዚየም መበል 15 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ሲምፖዚየም መበል 15 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራሕ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ኣይተ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 440 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 203 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 440 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 1 ሺሕን 972 ሰባት ካብቲ ሕማም ዝሓሾም እንትኾኑ፥ ኣብዚ…